ኣብዚ ወቕቲ ሓጋይ ጥራይ፡ 2500፡ ብዛዕባ ምእላይ ውርጪ ዝምልከት ጥርዓናት ከም ዝቐረቡን በዚ ድማ ነበርቲ ስቶክሆሎም፡ ኣብ...
ውህደት
ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ኣብ ምያንማር ድሕሪ ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ዕልዋ፡ ሽወደናውያን ናብታ ሃገር ንኸይገሹ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፉ። ሎሚ...
ብመንገዲ ተሌቪዥን ሽወደን ኣቢሉ ትካል ኖቨስ ድሕሪ ዘካየዶ ሓድሽ ዳህሳስ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ኣብ ቅንያት...
ብምኽንያት ዓመታዊ ዝኽሪ ምኽሳት ሕማም ኮሮና ኣብ ዝተኻየደ ኣጋጣሚ፡ 11 ሽወደናውያን ተመራመርቲ፡ ዓለምና ዝያዳ ሕማምት ለበዳ ከተአንግድ...
ሓደ ካብቶም ምስ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትና ኮይኑ መንግስቲ ሽወደን ኣቚሙ ዘሎ ሰልፊ ሚልዮፓርትየት፡ ነታ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ...
ምምሕዳራት ሽወደን፡ ኣብቲ ብሃገር ደረጃ ተመዲቡ ዘሎ ውጥን ክታበት፡ ውልቀ ሳባት፡ ፍርያት ናይ ኣየነይቲ ኩባንያ ንክኽተቡ ከምዝደልዩ...
ሓቀኛ ዛንታ ቐዳማይ ክፋል ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ’የ ተላልየያ። እትውንኖ ትካል ምስ ብርክት ዝበሉ ሰባት...
ሓድሽ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ነቲ ብ ኣህጒራዊ ጒጅለታት ረድኤት ናብ ስርሓት ምንጻል ጥንሲ ዘሳልጣ ትካላት ጥዕና...
ወኪል ስለያ ደቡብ ኣፍሪቃ ፕረሲደንት እታ ሃገር ነበር ጃኮብ ዙማ ካብ መርመራ ብልሽውና ንምክልኻል ኣብ ዝግበሩ ዝነበሩ...