እቲ ኣብ ሓደ እዋን “ናይ ዓለምና ዝኸበረ መድሓኒት” ዝብል መጸውዒ ረኺቡ ዝነበረ መድሓኒት፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ሽወደን...
ውህደት
ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ከተማ ኒሾፒንግ፡ 12 መንእሰያት፡ ካልኦት ገበነኛታት ንዝሰረቑዎ ገንዘብ ኣብ ምሕጻብ ሓጊዞም ብዝብል ተኸሲሶም፡ ገበነኛታት...
ብሮቡዕ፡ ነቲ ብሸነኽ ምብራቕን ደቡብን ናይታ ሃገር ክበጽሕ ዝኽእል ወራር ናይ ሩስያ ንምብዳህ፡ ምሕዝነታዊ ገንዘባዊ ደገፍ ንዩክሬን...
ኣብ ርእሰ ከተማ ኮንጎ ኪንሻሳ (DR Congo) ኣብ ማእከል ዕዳጋ ብሰንኪ ዝወደቐ ገመድ ኤሌክትሪክ፡ ብውሕዱ 26 ሰባት...
ሰሜን ኮርያ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዘካየደቶ ዝሓየለ ፈተነ ሚሳይል ኣመልኪታ፡ ካብ ጠፈር እተረኽቡ እዮም ዝበለቶም ስእልታት ፈንያ።...
ኬንያ ነቶም ኣብ ብሪጣንያ ብገበን ቅትለት ዝድለዩ ክልተ ዜጋታት ብሪጣንያ ኣረኪባቶም። እዞም ክልተ ሰባት ኣብ ክሊማኒ ኣብ...
ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ብኮቪድ ዝተለኽፉ ግና ዝኾነ ዓይነት ምልክት ናይቲ ሕማም ዘየርእዩ ሰባት ክውሸቡ ምጥላብ ክትሓድጎ መደብ ከም...
መንግስቲ ኖርወይ፡ መብዛሕትኦም እቶም እገዳታታ ናይ ኮሮና ቫይረስ፡ ካብ ሰዓት 11 ናይ ምሸት ጀሚሩ ከልዕሎም ምዃኑ ተፈሊጡ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ፡ ቦሪስ ጆንሶን፡ ናይ ሩስያ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ግንባር ዩክሬይን “ሽጉጥ ዓሊሙ” ኣሎ ክብል...