ቻይና፡ ኣብ ዘቤታዊ ጒዳያታ፡ ጨቋኒት፡ ኣብ ወጻኢ ጉዳያታ ኸኣ፡ ጎነጻዊት፡ እናኮነት ትመጽእ ኣላ ክብል ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ...
ውህደት
ሓይልታት ፖሊስ ናይጀርያ፡ ኣብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር፡ ኣቡጃ፡ ናይ ፈረስን ሞቶርሳይክልን ቃፍላይ ብምውፋር ነቲ ጂሃዳውያን ኣብታ...
ኣብ ሺስታሜሳን (Kistamässan)፡ መዓልታዊ ክሳብ 10 ሽሕ ብልቃጥ ክታበት ክህብ ዓቅሚ ዘለዎ ኑቕጣ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣስታት...
ኢራን፡ ንናዛኒን ራትክሊፍ እትገብረላ ዘላ ኣተሓሕዛ፡ ካብ ምስቓይ ኣይፍለን እዩ ክብል ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ፡ ዶሚኒክ ራብ፡...
ኣብ ፈስቲቫል ኣይሁድ፡ ብዘጋጠመ ጽቕጥቅጥ፡ ንዝሞቱ 45 ሰብኡት፡ ቆልዑን ህጻናትን ንምክዛር፡ ኣብ እስራኤል መዓልቲ ሓዘን ከም እተኣወጀ...
ሃገረ ሽወደን፡ ሓደ ሚልዮን ብልቃጥ፡ ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት፡ ንማዕከን ኮቫክስ ከምዘወፈየት፡ ሚኒስተር፡ ፔር ኡልሶን...
ሕሙማት ኮቪድ-19 ብጻዕቂ ኣብ ዝእለዩሉ ዘለዉ እዋን፡ ክቱር ሕጽረት መተንፈሲ (ኦክሲጂን) ምግጣሙ፡ ሆስፒታላት ደልሂ ብሓባር፡ መንግስቲ፡ ነዚ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብዝሒ ናይቶም ካብ ስራሕ ንኽፋነዉ መጠንቀቕታ ዝተዋህቦም ሰራሕተኛታት፡ ክብ ከምዝበለን መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ግን...
ሓደ ብሰብ ተኣላይ ዝኾነ ሕሙም፡ ፈውሲ ዓይኒ ንኽገብር፡ ንኣላይኡ ምስ ሓተተ፡ እቲ ኣላይ፡ ካብቲ ተመዛዚ ብጌጋ መጣበቒ...
ኣዘራራቢ ኮይና ዝጸንሐት ኮሚተ ምርቋሕ ሽልማት ግራሚ ተሰጒ ኣወሃሃድቲ ሽልማት ግራሚ: ነቲ ብ ዓሎቕ፥ መድልዎን ዓሌትነትን ክኸስዋ...