መንግስቲ ሽወደን፡ ካብ ዕለት 17 ግንቦት ጀሚሩ፡ ንኣቚምዎም ዘሎ መምርሒታት ኮሮና ከዝልቖም ምዃኑ ሓቢሩ ምንባሩ ይዝከር። ይኹን...
ውህደት
ዝበዝሑ ሰራሕተኛታት፡ ኣብ ገዝኦም ኮይኖም ስርሖም ከሰላስሉ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ድልየቱ ምዃኑ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።...
ብርክት ዝበሉ መንነቶም ዘይተፈልጡ ሬሳታት፡ ኣብ ሩባ ጋንጀስ፡ ህንዲ፡ ከንሳፍፉ ከም እተራእዩ ተገሊጹ። ኣቐድም ኣቢሎም፡ ብዓሰርተታት ዝቚጸሩ...
ምስፍሕፋሕ ለበዳ ንምክልኻል፡ ከተማ ማልመ፡ ሓድሽ ናይ ፈተነ ፕሮጀክት ከምዝተኣታተወ ሓቢሩ። እዚ ሓድሽ ናይ ፈተነ ፕሮጀክት፡ ኣብ...
ሓረስቶት ትግራይ፡ መሬቶም ንኸይሓርሱ ኮነ ኢልካ ዕንቅፋት ይግበር ምህላዉ፡ ሓደ ላዕለዋይ በዓልመዚ ኣቃሊዑ። ንሱ እዚ ዝግበር ዘሎ...
መንግስቲ ጀርመን፡ ነቶም ምሉእ ክታበት ኮቪድ-19 ወሲዶም ናብ ጀርመን ዝኣትዉ ገያሾ፡ ካብ ውሸባ ነጻ ክበሃሉ ምዃኖም...
ኣብ ቓዛ ዝርከብ ሓጹር፡ ብመጥቃዕቲ ኣየር ድሕሪ ምዕናዉ፡ ዕጡቓት ፍልስጤማውያን ናብ ከተማ እስራኤል፡ ቴል ኣቪቭ፡ 130 ሮኬታት...
ቁጠባ ሃገረ ፊንላንድ፡ ኣብዚ ዓመት’ዚ ብ 2.6% ከምዝውስኽን ኣብ ዝቕጽል ዓመት ድማ ብ 2.5% ክውስኽ ትጽቢት ከምዘሎ...
ብዝሒ ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ደገ ዝተወልዱ ሰራሕተኛታት ሽወደን፡ ካብ ዓመተ 2006 ክሳብ 2020 ኣብ ዝነበረ ግዜ፡...
ቊጽሪ ህዝቢ ቻይና፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት፡ ትሑት መጠን ወሰኽ ከምዘርኣየ፡ መንግስቲ ቻይና፡ ሎሚ ኣብ ዘውጸኦ ሓበሬታ...