ሃካይንዴ ሂሺለማ፡ ፕረዚደንት ዛምቢያ ኮይኑ ተመሪጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ሃካይንዴ፡ ፕረዚደንት ዛምቢያ ንምኳን ንመበል ሻድሻይ...
ውህደት
ናይ ኾቭደ ኤርፖርት፡ ኣብ ዝቕጽል ወርሒ ሰነ 2022፡ ንኽዕጾ ካብ ፈጻሚት ኮሚቴ ምምሕዳር ከተማ ኾቭደ ዝቐረበ እማመ...
ድሕሪ’ቲ ኣብ ከባቢ ያቭለን ዳላርናን ዝዘነበ ሓያል ዝናብ፡ ብዙሓት ሰባት፡ ብዛዕባ ዘዕለቕለቑ መኻዚኖታት፡ መካይን፡ በርታትን ማይ ዘልሗኸ...
ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት፡ ብዝሒ ህዝቢ ሽወደን፡ ብ29,953 ከምዝወሰኸ ኣሃዛዊ ጸብጻባት ስታትስቲክስ ሽወደን ሓቢሩ...
ን ሩስያን ቻይናን ብምስዓብ ኢራን ኣብ ኣፍጋኒስታን (ካቡል) ዝርከብ ኤምባሲኣ ከም ዘይትዓጹ ኣፍሊጣ’ላ። እቲ ኣኽራሪ እስላማዊ ምዃኑ...
ቅዋማዊ ቤት ፍርዲ ኡጋንዳ ከም ኣካል ጸረ-ፖርኖግራፊ ዘተኣታተዎ ደቀንስትዮ ሓጺር ጎና ከይክደና ዝድንግግ ኣዋጅ ከም ዝሰረዞ ተፈሊጡ።...
ፖላንድ ንጠለባት ኣውሮጳዊ ሕብረት ብምድናን ነቲ “ቦርድ ዲሲፕሊን” ዝስመ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ዝርከብ ኣከራኻሪ...
ክሳብ 2035 ኣብ ዘሎ ዓመት ጸሓያዊ ጸዓት ኣመሪካ ካብዚ ዘለዎ 3% ናብ 40% ክብ ክብል ከም ዝኽእል...
ኩሎም ኣባላት ኤምባሲ ሽወደን ኣብ ኣፍጋኒስታን፡ ካቡል፡ ናብ ሽወደን ተመሊሶም ከምዘለዉ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን፡ ኣን ሊንደ፡...