ብምኽንያት ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይንን ዝቕጽል ዘሎ ኲናትን ኣብ ሽወደን ዋጋታት ዕሽጒ መግቢታት ወሰኽ ኣርእዩ’ሎ ተባሂሉ።...
ውህደት
ኣብ ስቶክሆልም ኤምባሲ ሩስያ ዝርከበሉ ጎደና ንኽብሪ ፕረሲደንት ዩክሬይን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ብምባል ብስሙ ክጽዋዕ ከም ዝግባእ ዝጠልብ...
ብሰንኪ ወራር ሩስያ ካብ ዓዶም ዝተሰዱ ዩክሬናውያን ብብዝሒ ናብ ሽወደን ክኣትዉ ምጅማሮም ተገሊጹ። ካብ 400-500 ዝኾኑ ስደተኛታት...
ኦርክላ ኣብ ሩስያ ዝነበሮ ቢስዝነስ መፍረ መግቢ ሃሜ ደው ከብሎ ምውሳኑ እቲ ኲባንያ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ...
ኣብዚ ሰሙን መንግስቲ ሽወደን ናብ ኔቶ ንምጽንባር ግዜኡ ከም ዘይኣኸለ ምግላጹ ዝዝከር ኮይኑ እቲ ብ ቀዳመይቲ ሚኒስተር...
ኣብ ሽወደን ብፍላይ ድማ ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ፓስፖርት ንምሕዳስ ነዊሕ መስርዕ ተፈጢሩ ምህላዉ ተገሊጹ። ፓስፖርቶም ክሕደሰሎም ዝደልዩ...
ካብ ምጅማር ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ንደሓር ቆልዑ ነቲ ኲነታት ብግቡእ ንኽርድኡዎ ብምባል ከምኒ ጁንዬርንሂተርናን ኤስቪቲን...
መንግስቲ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ን ወጻኢታት ምክልኻል ብ 2% ሓፈሻዊ እቶት ሽወደን ከዕብዮ ድሌት ከም ዘለዎ ቀዳመይቲ...
ዝተፈላለዩ ህዝብታትን ኲባንያታትን ዓለምና ንሰራዊት ዩክሬይን ዝውዕል ኣስታት 3.5 ቢልዮን ዶላር ምውፋየን ማእከላይ ባንክ ዩክሬይን ገሊጹ። ብመሰረት...
ቊጽሪ ሓተትቲ ዕቚባ ዩክሬይን ወሲኹሉ ኣብ ዘለወሉ ኣብዚ ሕጂ እዋን ንስደተኛታት ዩክሬይን ኣስታት 8,000 ናይ ህጹጽ እዋን...