ሃንደስቲ ዕልዋ መንግስቲ ጊኒ፡ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ናይቲ ፍጻሜ፡ ንሚኒስተራትን ላዕለዎት ሰብ መዚን እታ ሃገር፡ ንኣኼባ ምጽውዖም...
ካብዝን ካብትን
ብሪጣንያ፡ ነቲ ሓድሽን ተሪርን ሕጊ ኢሚግሬሽን ብምፍኳስ፡ ተወሰኽቲ ወጻእተኛ ሰራሕተኛታት ናብታ ሃገር ንኽኣትዉ ክፈቀድ፡ ኮንፈደሬሽን ኢንዱስትሪታት ብሪጣንያ...
መንግስቲ ታንዛንያ፡ ነተን ናይ ዘይዕጉባት ዜጋታት ድምጺ ዘመሓላልፋ ንዝበለን ጋዜጣታት ንምዕጻው ዘካይዶ ዘሎ ወፍሪ ብምቕጻል፡ ንካልአይቲ ጋዜጣ...
ማሕበራዊ ዴሞክራስያዊ ሰልፊ ጀርመን (SPD) ኣብ ዝቕጽል ባይቶኣዊ ምርጫ እንተተዓዊቱ፡ ምስ ሓምላይ ሰልፊ ልፍንቲ ብምፍጣር፡ ነታ ሃገር...
ወዱ ንመዋቲ ውልቀ መላኺ ሊብያ፡ ሙዓመር ቐዛፊ ዝኾነ፡ ሳዕዲ ቐዛፊ፡ ካብ ማእስርቲ ከም እተፈትሐ ንምንጪታት ሚኒስትሪ ፍትሒ...
ጽኑዕ ሓለዋ ከም ዘለዎ ዝንገረሉ፡ ቤት ማእሰርቲ ጊልቦው፡ ዝነበሩ ሽዱሽተ ፍሌስጤማውያን እሱራት፡ ካብቲ ቤት ማእሰርቲ፡ ሞሊቖም ከም...
ኣባል ባይቶ ሽወደን ዝኾነ ኢንየ ስቶልግረን (Inge Ståhlgren)፡ ኣብ ደሙ፡ ኣልኮል እንዳ ሃለዎ፡ መኪንኡ ብምምርሑ፡ ብገዛእ ርእሱ፡...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ 11,394 ሰባት፡ ሓደስቲ ስራሕ ኣልቦ ከምዝኾኑን 9,981 ሰባት ድማ ስራሕ ዝጀመሩ ከምዝኾኑ መዛግብቲ ቤት...
ካብ ጐረቤት ሃገር የመን እተተኮሱ ሰለስተ ሚሳይላትን ድሮናትን ከም ዝጠለፈት ስዑዲ ዓረብ ገሊጻ። ሓንቲ ካብዘን ሚሳይላት ኣብ...