መንግስቲ ሱዳን ካብ ደገፍቲ ስርዓት ዑመር ኣልበሺር ንዝተኻተደ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ምፍሻሉ ገሊጹ’ሎ። “ሓደ ዕልዋ መንግስቲ ኣፍሺልና...
ካብዝን ካብትን
ብዓርቢ: ኣስታት 2000 ሰባት ካብቲ ተኣኪቦምሉ ዝነበሩ ዶብ ደል ሪዮ (መክሲኮ) ክግዕዙ ከም እተገብረ ክፍሊ ውሽጣዊ ጸጥታ...
ኣብ ኣብያተ ጽሕፈት መንግስቲ ካቡል: ዝሰርሓ ዝነበራ ደቀንስትዮ ደጊም ክወፍራ ከም ዘይፍቀደለን ተገሊጹ። ደቀንስትዮ ነቲ ብደቂ ተባዕትዮ...
ኣብ ግሪኽ ዝርከብን ቅድሚ ሕጂ፡ ምስ ሓሙሽተ ርእሱ እተዓጽወ መዓስከር ስደተኛታት: ብቐዳም: ዳግማይ ከም እተኸፍተ ተገሊጹ። እዚ...
ካፕሱላት በጻሕቲ ጠፈር: ኣብ ገምገም ፍሎሪዳ ብህድኣትን ብውሑስን ኣገባብ ምዕላበን ተገሊጹ። በዚ ድማ እቲ ኣብ Space X...
ኣሜሪካን ብሪጣንያን ምስ ኣውስትራልያ ዝኣተዋኦ ውዕል ምክልኻል ኣህጉራዊ ነቐፌታ ኣስዒቡለን ምህላዉ ቢቢሲ ሓቢሩ። እዚ ንቻይና ንምዕጋት ተባሂሉ...
እቶም ብዕለት 6 መስከረም፤ ካብ ኣብ ሰሜን እስራኤል ዝርከብ፤ ቤት ማእሰርቲ ጀልቡዕ፤ ሞሊቖም ሃዲሞም ዝጸንሑ 6 ፍሌስጤማውያን፤...
ብሪጣንያዊ ተጓሳጣይ ኣሚር ኻን ንማስክ ኣመልኪቱ ብዝተላዕለ ኣምባጓሮ: ንኣመሪካ ዝነበሮ በረራ ከም እተሰረዘ ተገሊጹ። 34 ዝዕድሜኡ ኣሚር...
ብመሰረት ጋዜጣ The Guardian: ናይ ቀትሪ ውዕሎና ከመይ ዓይነት ድቃስ ይወስደና ኣዝዩ ይውስን እዩ። ኣብ ግዳም ዲና...