ዝሓለፈ ወቕቲ ጽድያ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብ ጽላት ጥዕናን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ዝውዕል፡ ናይ ጽገና ሓገዝ ዝብል መጸውዒ ስም...
ካብዝን ካብትን
ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት፡ ተሓጋገዝቲ ሓኪም ( nurses)፡ መወልዳን (midwives)፡ ባዮሜዲካል ተንተንቲ (biomedical analysts)፡ ክኢላታት ኤክስረይ (X-ray...
ህንዲ ኣብ ዓመተ 2070፡ መጠን እትፍንዎ መጠን ካርቦን ናብ ዜሮ ንምውራድ ትሰርሕ ምህላዋ ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ፡ ናሬንድራ...
ኣብ ጒባኤ COP 26፡ ልዕሊ 100 መራሕቲ ዓለም ኣብ ዓመተ 2030፡ ምብራስ ኣግራብ ደው ምባልን ዳግመ ምግራብ...
ቡልጋርያ፡ ናብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክኣትዉ ዝደልዩ ስደተኛታት ንምዕጋት፡ 350 ወተሃደራት ናብቲ ምስ ቱርኪ ዘዳውባ ከባቢ ኣዋፊራ ምህላዋ...
ኣብታ ዝዓበየት ከተማ ናይጀርያ ዝኾነት ሌጎስ፡ 21 ደርቢ ዘለዎ ህንጻ ብምፍራሱ፡ ብውሕዱ 6 ሰባት ምሟቶምን 100 ዝኾኑ...
ሰንበት ምሸት ሰለስተ መንእሰያት ማኪናኦም ካብ መገዲ ወጺኣ ምስ ነደደት ሞይቶም። እዚ ዝኾነሉ ድማ ኣብ ሁልታፎሽ ኣብ...
ኣብ ገዛ፡ ትሕቲ 6 ወርሒ ዝዕድሚኡ ዕሸል ዘለዎም ስድራቤታት፡ ነቶም ተማሃሮ መዋእለ ህጻናት ዝኾኑ ደቆም፡ ናብ ቤት...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ: ብዛዕባቲ ዝተሰረዘ ውዕል ሳብማሪናት: ናይ ሓሶት ሓበሬታ እዩ ሂቡና ክብል ፕረሲደንት ፈረንሳ: ኢማኑኤል ማክሮን:...