ኣብ ምብራቕ ቲሞር ሪቻርድ ዳሽባኽ ዝተባህለ ኣመሪካዊ ቀሺ ኣብ ትሕቲ ሓላፍነቱ ዝነበራ ዘኻትም ህጻናት ጾታዊ ዓመጽ ብምፍጻሙ...
ካብዝን ካብትን
ኣብ ሃገረ ሃይቲ ተጨውዮም ኣብ ማሕዩር ዝጸንሑ ዓሰርተ-ኽልተ ሚስዮናውያን ምምላጦም ኣብ ኣመሪካ ዝመደብራ ሓንቲ ቤተክርስትያን ኣፍሊጣ። እዞም...
ኣብ ደቡባዊ ፓኪስታን ኣብ እትርከብ ከተማ ካራቺ: ኣብ ሓደ ባንክ ብዘጋጠመ ምፍንጃር: ብውሕዱ 14 ሰባት ከም ዝሞቱ...
ሱዳናውያን: ንወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ብምቅዋም: ኣብ ጎደናታት ከተማ ካርቱም ሰልፊ ኣካዪዶም። ፖሊስ እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ እዞም...
ኣብ ቺለ ኣብ ዝተኻተደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ: ጸጋማዊ ሕጹይ ተወዳዳሪ: ገብርኤል ቦሪስ ተዓዊቱ’ሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ: ሕሉፍ የማናዊ...
መትከላት ‘ንህዝቢ ፍቑድ ናይ ምዃን ተኽእሎ’ ማለት ብዝተኻእለ መጠን፡ ንጥፈታት ናይ መንግስታዊ ትካላት፣ ናይ ባይቶን ናይ ዞባ...
ኣብ ወርሒ ሓምለ ናይዚ ዓመት: ሰራዊት ምያንማር: ኣብታ ሃገር: ጃምላዊ መቕተልቲ ሲቪላውያን ብምክያድ ብውሕዱ 40 ሰባት ከም...
ኣብ ኢንሾፒን ዝነብር ኣብ ክሊ ዕድመ 20ታት ዝርከብ ሰብ ኣብ ወርሒ መስከረም ሓደ ለይቲ፡ ካብ ድቃሱ ኣብ...
ኣብ መወዳእታ ናይ ወርሒ ሕዳር ኣብ ቤት፡ ማእሰርቲ ቲድሆልም እሱራት በቲ ዝወሃቦም ዝነበረ ትሕዝቶ መግብን ዝተገብረ ምቕያር...
ባይቶ ኦስትሪያ፡ ብሓገዝ ንዝግበር ርእሰ ቕትለት ብዝምልከት ንሕጋዊነቱ ኣፍልጦ ሂባ። እዚ ዕላዊ ዝተገብረ፡ ብወርሒ ታሕሳስ እቲ ናይ...