ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ነበር፡ ዶናልድ ትራምፕ፡ ነቲ ብ 6 ጥሪ ኣብ ዋሽንግተን ዘጋጠመ ፍጻመ ንኽምርምር ቤት-ምኽሪ...
ካብዝን ካብትን
ቱርኪ፡ ንግብረ ሽበራዊ ንጥፈታት ይሕግዙ እዮም ብዝብል ጥርጠራ ንርእሰ-ማል ናይ 770 ሰባትን ሰረቶም ካብ ኣሜሪካ ንዝኾኑ ትካላትን...
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ድሕሪ ምምስራቱ፡ ሓደ ዓመት ጸኒሓ፡ ሽወደን፡ ኣብ ዓመተ 1946፡ ኣባል ናይዚ ውድብ ክትከውን በቒዓ።...
ዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት፡ ኣብ ዋና ከተማ ናይ ሱዳን፡ ካርቱም፡ ኣብ ልደት መዓልቲ፡ ኣንጻር እቲ ወታሃደራዊ ጉጅለ...
ናይ ማሊ ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ፡ ነቲ ምስቲ ጸይቀ-ዕሉል ጉጅለ ዋግነር ርክብ ዘለዎም ሩስያውያን ዕሱባት ኣብ ሃገራ ከምዘለው...
ብርክት ዝበሉ ወሃብቲ ስራሕ፡ ንደለይቲ ስራሕ፡ ናይ ርሕቀት ስራሕ ዝሰርሑሉ ዕድላት እንዳ ፈጠሩ ከም ዝመጹ ተሓቢሩ ክብል...
ን 16 ዓመታት ገጸ ባህርይ ጄምስ ቦንድ ተላቢሱ ክዋሳእ ስጸንሐ፡ ዳንኤል ክሬግ፡ ዝሓለፈ ዓመት ስርሑ ድሕሪ ምውዳኡ...
ኣብ ድሮ ልደት፡ ኣብ ፍሊፒን፡ ራይ ተባሂሉ ብዝፍለጥ ሓያል ህቦብላ (Typhoon Rai) ንዘጋጠመ ሓደጋ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡...
ፈረንሳን 15 ኣውሮጳውያን መሻርኽታን ካናዳን ነቲ ኣብ ማሊ ክዋፈር ዝዳሎ ዘሎ ዕሱብ ሓይሊ ሩስያ ኮኒነን። ንሳተን እዚ...
ጠበቓታት ናይቲ መስራቲ ዊኪሊክስ ዝኾነ፡ ጁልያን ኣሳንጀ፡ ብዛዕባ’ቲ ብመንግስቲ ብሪጣንያ ዝተዋህበ፡ ንኣሳንጀ፡ ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ናይ...