ብመጥቃዕቲ ድሮን ዓሰርተታት ሰላማውያን ሰባት ድሕሪ ምሟቶም ኣብ ክልል ትግራይ ዝዓያ ዝነበራ ትካላት ረድኤት ስርሐን ደው ምባለን...
ካብዝን ካብትን
ሚኒስተር ምክልኻል: ፔተር ሁልትክቪስት: ነቲ ትካል ጸጥታ ሽወደን ምስታ ናይ ጽሬት ሰራሕተኛ ተተሓሒዙ ንዝተፈጥረ ዘሕፍር ፍጻመ (cleaning...
ዓቃቢያውያን ሰልፍታት (the conservatives): ብዛዕባ ግዜያዊ ምንካይ ግብሪታት ናይ ጸዓት ብዝምልከት ግዜያዊ እማመ ነቲ ባይቶ ከቕሩቡ ምዃኖም...
ንጒዳይ ሰርቢያዊ ተጻዋታይ ቴኒስ ክከታተል ዝጸንሐ ቤት ፍርዲ ኣውስትራልያ፡ ነቲ ቪዛኡ ክሕደግ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ውዱቕ ጌርዎ’ሎ። በዚ...
ብወተሃደራዊ ዕልዋ ካብ ስልጣና እተኣልየት መራሒት ሃገረ ምያንማር ዝነበረት ሳን ሱ ኪ፡ ን ተወሰኽቲ ኣርባዕተ ዓመታት ክትእሰር...
ኣብ ወርሒ ለካቲት ክካየድ እዩ ተባሂሉ ተወጢኑ ዝነበረ ምርጫ እታ ሃገር ብወተሃደራዊ መንግስቲ እታ ሃገር ድሕሪ ምንዋሑ፡...
ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝነብሩሉ ዝነበሩ ሃዲሞም ኣብ ሓደ መዕቆብ ስደተኛታት ተዓቚቦም ዝነበሩ ተጋሩ ኣደዳ መጥቃዕቲ ናይ ድሮናት...
ኤክስፕሬሰን (Expressen’s) ዝባሃል ማዕከን ዜና ድሕሪ ዘውጾ ሓበሬታ፡ ትካል ኣገልግሎት ጸጥታ ሽወደን (Swedish Security Service)፡ ኣብ ሓደ...
ኣብ መጻኢ፡ ኣብ ልዕሊ ዝነበሮም ዝርዝር ዓይነት መግቢታት፡ ጠፈርተኛታት: ዘይልሙድ ወሰኽ ናይ ምግቢ ክግበረሎም ከምዝኽእል ተሓቢሩ። ከም...