ህቡብ እንግሊዛዊ ደራፋይ ሙዚቀኛን ሳዕሳዓይን ጒጅለ ሙዚቃ ፕሮዲጂ ፍሊንት ኪዝ ኣብ መበል 49 ዓመቱ ዓሪፉ። ንሱ ኣብ...
ካብዝን ካብትን
ከም ፍቕሪ ጌሩ ብዙሕ ዝተጻሕፈሉን ዝተባህለሉን ኣርእስቲ ምሕሳብ ኣይከኣልን፡፡ ብፍቕሪ ዝመጽእ ጃሕጃሕታ ሓጎስን ምልኣት ህይወትን ፤ ወይ...
ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ሚነሶታ (ኣሜሪካ) ሓደ ብስም ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዝጽዋዕ ከልቢ ብጥይት ተቐቲሉ ድሕሪ ምሟቱ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ...
እቲ ሰብኣይ 59 ዓመት ዝዕድሚኡ ዴንማርካዊ እዩ። ጠንቁ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ንኽልተ ዓመት መመላእታ ብሰንኪ መዕበስቲ ኣፍንጫ ዝኾነ...
ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ኣብ ኤርትራ ጋዜጠኛ ዝነበረ ኰይኑ፡ ኣብ ሽወደን ድማ ከም ተርጓሚ ጽሑፋትን ከም ተሓዚ ጉዳያትን’ዩ...
ንሓደ ንጥፈት ኣብ ፍልጠት ተመርኲስካ ክተሰላስሎ እንተዄንካ ሓበሬታ ክህልወካ ይግባእ። ሓበሬታ ክህልወካ ድማ ክትሓትትን ክትውከስን ኣለካ። ናይ...
· ብ1899 ሰልክመን እተባህሉ ፈላሚ ደቀባት ቺሊ ናብ ኤውሮጳ ተወሲዶም ኣብ ዙ ወይ መካነ እንስሳታት ተዳጕኖም ህዝቢ ይርእዮም...
ክንሰርሕ ዲና ንነብር ወይስ ክንነብር ኢና ንሰርሕ ዝብል ሕቶ ወትሩ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ምላሽ ክንረኽበሉ ንተሓታተተሉ ኣርእስቲ...
ተመራመርቲ ሽወደን ዓሳ ንጥዕና ኣካላትን ከባቢን ኣዝዩ ኣገዳሲ ብምዃኑ ሰባት ዝያዳ ዓሳ ንኽምገቡ ምትብባዕ ከም ዘድሊ ይሕብሩ’ለዉ።...
እቲ ፍቑራት ህያባት ዝለዋወጡሉን ፍቕራዊ ቃል-ኪዳኖም ዘሐድሱሉን መዓልቲ ፍቑራት፡ ዓመት መጸ ኣብ ለካቲት 14 ይበዓል። ዝተፈላለዩ ትካላት...