ቀመማዊ ጣዕሚ ዘለዎ ዘይቲ ጅንጅብል፡ ካብቲ ኣብ ትሕቲ መሬት ዝርከብ መሪር መኣዛ ዘለዎ ሱር ናይ ጅንጅብል እዩ...
ካብዝን ካብትን
ኣብ ክልል ዓፋር 3.8 ሚሊዮን ዓመት ዝዕድሚኡ ሽክና-ርእሲ ሰብ መሰል-ህበይ ብምርምር ኩዕታ ከምዝተረኸበ በዓል-መዚ ሓለዋን ምርምርን ሓድግታት...
ቢልጌትስ፡ እቲ ብሃብቱ ኣብ ዓለም ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ሰብ እዩ። ንሱ ዋላ’ኳ ብሃብቱ ኣዝዩ ፍሉጥ ሰብ...
ኣብ ነፋሪት ክትዋዘዩ ኢልኩም እተውጽእዎ ቃል፡ ‘መዘዝ ከስዕበለይ ይኽእል‘ዩ‘ ኢልኩም ሓሲብኩም ዶ ትፈልጡ? ሓደ ኢትዮጵያዊ፡ ኣብ ነፋሪት...
ለጻይቶ ሕማም ናይ ጸጉሪ ኮይኑ ፡ብሃንደበት ምጥፋእ ጾጉሪ ምስዝረግፍ ይፍጠር።እዚ ተርእዮ ምርጋፍ ናይ ጾጉሪ(ለጻይቶ) ኣብ ማእከል ጥዑይ...
ኣብ ጫካ ኣማዞን ኣጋጢሙ ዘሎ ባርዕ ሓዊ፡ ኣቓልቦ ማሕበረሰብ ዓለም ስሒቡ ይርከብ። እንተኾነ፡ ባርዕ ሓዊ ኣማዞን፡ ምስ...
እቲ እትበልዖን እትሰትዮን፡ ኣብ ጥዕናኻ ኣዝዩ ዓቢ ኣገዳስነት ኣሎዎ። ጽቡቕ ኣመጋግባን ኣካላዊ ምንቅስቓስን፡ ካብ ብዙሕ ጥዕናዊ ጸገማት...
ኩባንያ ጉግል ብመንገዲ ስማርት ተሌፎናት ካብ ናይ ምልክት ቛንቛ ናብ ዝርርብ ዝቅይር ቴክኖሎጂ ከም ዝመሃዘ ይገልጽ ኣሎ።...
ቪታሚን ካብቲ እንምገቦ መግቢ እንረኸቦ ንጥዕናና ኣዝዩ ኣገዳሲ ኦርጋኒክ-ኮምፓውንድ እዩ። ቪታሚን ብውሑድ ዓቐን ኢና እንረኽቦ። እዚ ነቲ...
ቅድሚ 5 ዓመት ትሕቲ ዕደመ ከሎ ናብ ሽወደን ዝመጸ ወዲ 21 ዓመት ኤርትራዊ ዳኒኤል ተስፋዝጊ ተቀማጣይ መሪስታድ...