በቲ ዘለና ኣወንታዊ ባህርያት፡ ብዙሓት ፈተውቲ ከነጥሪ ከም እንኽእል ክንዝንግዕ የብልናን። ገለ ካብ’ዞም ባህርያት – * ቃልካ...
ካብዝን ካብትን
ካብ ዓሰርተ ሽወደናውያን እቶም ኣርባዕተ ኣብ ክረምታዊ ዕረፍቶም መዓልታዊ ኣልኮላዊ መስተ ይሰትዩ ምህላዎም ሓደ መጽናዕታዊ ዳህሳስ ሽወደን...
ጓል 74 ዓመት ህንዳዊት መናቱ ቖልዑ ብ ሰላም ተገላጊላ!! ኣብ ደቡባዊ ክፍላ ህንዲ ከባቢ ኣንድራ ፕራድሽ ትነብረ...
ምሕርናኽ ክመጸሉ ዝኽእል ምኽንያት ኣብ ሻምብቆ መተንፈሲ ኣየር ማለት ካብ ኣፍንጫ ጀሚሩ ክሳብ ሳጹን ድምጺ ጽበት ምስ...
ልዑል ተቐባልነት ዘለዋ ጸላም ኣመሪካዊት ገጣሚትን ደራሲትን ማያ ኣንጀሎ፡ ኣብ 1928’ያ ኣብ ሉዊስ ሚሶሪ ተወሊዳ። መብዛሕቲኡ ግዜ...
ስለምንታይ ኢና ሰባት ብዛዕባ ምሳና ዘየለዉ ሰባት እንዛረብ? ስለምንታይከ ንኸውን ገለ ሰብ ምሳና ጸኒሑ ካባና ፍልይ ምስ...
ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ መንጎ ገለ ኤውሮጳውያን ሃገራት ዘሎ ቊጠባውን ፖለቲካውን ዝምድና እዩ። ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ድሕሪ ካልኣይ ውግእ...
ገዛእ ርእሱ ትርጉም ኣይህልዎን እዩ። በቲ ንገዛእ ርእስና እንሓቶ ሕቶታት ኣቢልና ኢና፡ ንነገራት ብኸመይ ንርእዮምን ንትርጉሞምን ነነጽር።...
ካልኣይ ውግእ ዓለም፡ ብ 1939 ዓ/ም’ዩ ተጀሚሩ። ኣብቲ ውግእ’ቲ፡ ሂትለርን ናዚስትን፡ ልዕሊ 5 ሚልዮን ኣይሁድ፡ ኣማኢት ኣሽሓት...
ደሞክራሲ ዝብል ቃል፡ ካብ ‘ደሞስ‘ ማለት ህዝቢ፡ ‘ክራተይን‘ ከኣ ምምሕዳር ዝብላ ቃላት ግሪኽ ዝቖመ‘ዩ። ስርዓተ ደሞክራሲ፡ ድሕረ...