“ፍሽለት ኣገዳሲ ኣይኰነን። ገዛእርእስኻ ምትላል ትብዓት ይሓትት።” ቻርሊ ቻፕሊን ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ዝወደቕና ከም ዘለና ዘጠራጥር ኣይኰነን።...
ካብዝን ካብትን
ፓርቱናን ኣብ ከተማ ኣቴንስ-ግሪኽ ዝርከብ ጥንታዊ ቤተ-መቕደስ እዩ። እዚ ቤተ-መቕደስ ኣብ ኣክሮፖሊስ ተባሂሉ ዝጽዋዕ እምባ ተደኲኑ ዝርከብ...
ፌይስቡክ ድሕሪ ዓመት ነቲ ኣብ ኣመሪካ ንዝነብረ ናይ ፍቑራት መራኸቢ ደምበ ከም ዝኸፈቶ ገሊጹ’ሎ። እዚ ናይ ፍቑራት...
ኣብ ህንዲ ከመይ ጌርካ ከም እትሰርቕ፡ ሽጣራታት ስርቂ፡ ዓይነቶም፡ ኣገባባት ምትላል፡ ሜላታትን ምምራጽ ቦታን ግዜን ካልእን ዘምህራ...
ሳመራውያን፡እቶም ብሽወደን፡ ወግዓዊ ኣፍልጦ ወይ ተቐባልነት ዘሎዎም እንኮ ደቀባት እዮም። ኣብ ሽወደን፡ ኖርወይ፡ ፊንላንድን ራሻን ድማ ይነብሩ።...
ምሁር ስነ-ልቦና ኣብርሃም ማስለው ሓደ እዋን፡ “ደቂ ሰባት ምስ ተወለዱ ካብ ስድራኦምን ሕብረተሰቦምን ብዝወርስዎ ክብርታት’ዮም ተማእዚኖም ዝዓብዩ”።...
ኔልሰን ማንዴላ ፀለምቲ ደቡብ ኣፍሪካዊያን ኣብ ዝነበሩላ ኣብ ትራንስከይ 18 ሓምለ 1918 ኣ/ፈ ተወሊዶም። ከም መንእሰይ ንቑሕ...
ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን፡ ብዛዕባ ደሞክራሲ ብዙሕ ይዝረበሉ። ሓደ ካብቲ ዕላማታቱ ድማ፡ እቶም ተምሃሮ ምስ ዓበዩ፡ ተሳተፍትን...
ካብ ቱርኪ ናብ ደሴታት ግሪኽን መሬት ኣውሮጳን ዝግበር ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ዝሓለፈ ሳምንታት ኣትሒዙ ብናህሪ ክውስኽ ከም...