ሽወደን ብ ጒዳይ ማዕርነት ጾታ ኣብ ሊጋት ዝለዓለ ቦታ ከም ዘለዋ ዝፍለጥ እኳ እንተኾነ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ...
ካብዝን ካብትን
ኣብ ሽወደንን ብልፍንቲ መንግስቲ መስሪተን ዘለዋ ፓርትታት ከከም ኣድላይነቱ ሓደስቲ መጻእተኛታት ቆልዑ ግዱድ ፕሮግራም ትምህርቲ ክውሰኾም ኣለዎ...
ኣብያተ መጻሕፍቲ ሽወደን ኣብ ዝቕጽል 25 ዓመታት ነበረ ክኾኑ እዮም ተባሂሉ። ዛጊት ርብዒ ካብ ኣብያተ መጻሕፍቲ ሽወደን...
ስድራቤታዉ ልቃሕ ዓመታዊ ኣብ ወርሒ ጥሪ እናዓበየ ምምጽኡ ሓደስቲ ኣሃዛት ማእከል ስታቲስቲክስ ሽወደን ኣመልኪቶም። እዚ መጠን ዕቤት...
ሕድሕድካ ተጸዋዊርካ ምንባር ብቐሊሉ ዝርከብ ጭውነት ኣይኮነን፡፡ እንተኾነ ግና ከም ማንም ካልእ ማሕበራዊ ልምዲታት ተጸዋዊርካ ምንባር እውን...
ልዑል ጠለብ መሳለጥያ ምስትንፋስ ብምውሳኹ ኣብ ኣብያተ ኣፋውስ ሽወደን ብልዑል ዋጋ ክሽየጥ ምጅማሩ ተገሊጹ። ኣብ ፋርማሲታት ክሳብ...
ኣገልግሎት ጥዕና 1177 ኣብ ቀረባ እዋናት ምስ ሻቕላ ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና እናበዝሐ ብዝመጸ ጻዕቂን ጸቕጢን ጻውዒት ተሌፎናት...
ብርክት ዝበሉ ናይ መንግስቲ ሚኒስተራት ብዓርቢ ምስ ኲባንያታት፥ ጒጅለ ኢንዱስትሪታትን ማሕበራትን ሽወደን ብምርኻብ እዚ ሕማም ብዛዕባ ኣብ...
ኣፈኛ ባይቶን ፖለቲከኛ ሽወደን ነበርን ሚኒስተር ብርጊታ ዳህል ሸውዓተ ዝኽፍሉ ቤታን ክሽነኣን ብመጻሕፍቲ መሊኡ ዳርጋ ቤትንባብ ከም...