ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ሽወደን ዝለዓለ ቁጽሪ ዘለዎ ብዝሒ ናይ ስደተኛታት ከም ዝተቐበለት ተፈሊጡ። እዚ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት...
ካብዝን ካብትን
ሰራዊት ቡርኪናፋሶ፡ ንፕረዚደንት ሮሽ ካቦሬ፡ ብምዕላው ስልጣን ምጭባጡ ገሊጹ። ሓደ በዓልመዚ ሰራዊት እታ ሃገር፡ ናብ ተሌቪዥን እታ...
ኣብ ዩክሬይን ዘሎ ወጥሪ እናዓበየ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፡ 8500 ዝኾኑ ወተሃደራት ኣመሪካ፡ ተበገስ ዝብል ትእዛዝ ንምስማዕ...
መንግስቲ ማሊ፡ ነቲ ኣህጒራዊ ግብረመልሲ ንግብረሽበራዊ ምንቅስቓስ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ፡ ብዝብል ምስምስ ናብ ማሊ ዝኣተወ ሰራዊት ደንማርክ፡...
ኣብ ስታድዬም ካሜሩን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥም ዋንጫ ኣፍሪቃ ብዘጋጠመ ጽቕጥቅጥ፡ ብውሕዱ 8 ሰባት ምሟቶምን ብዓሰርተታት ዝቚጽሩ...
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፡ ብሰኑይ መዓልቲ፡ ናብ ጽርግያታት እታ ርእሰ ኸተማ፡ ኻርቱምን፡ ካልኦት ከተማታትን ብምውጻእ ኣንጻር እቲ ቅድሚ...
ሓደ ወዲ 18 ዓመት ዝዕድሚኡ መንእሰይ፡ ኣብ ጀርመን ኣብ ዝርከብ ሄይደልበርግ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዩኒቨርሲቲ ብዝኸፈቶ ተዂሲ፡ እንተወሓደ...
ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣንጻር ኮቪድ-19 ክትባት ንዝወሰዱ ገያሾ፡ ናብ ሃገራ ክኣትዉ ከለው ከማልእዎም ዝግባኦም ዝነበሩ ሕጊታት ከተፏኽስ ምዃና...
ኣብ ስሞላንድ፡ ንሓጺር እዋን ከም መዕቆቢ ገዛ ኮይኖም ኣብ ዘገልግሉ ዝነብር ዝነበረ ሓደ ኣካለ ስልንኩል ቖልዓ፡ ብተደጋጋሚ...
ቐዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን፡ ማግዳሊን ኣንደርሶን፡ ካብቶም ኣብ መወዳእታ ርብዒ ናይ ዓመተ 2021፡ ኣብ ዜና ይኹን ኣብ መራኸቢ...