ትማሊ ሰንበት፡ ብዙሕ ትጽቢት ተጌርሉ ዝነበረ ጸወታ እንተነይሩ ቶተንሃም ምስ ማንተስተር ዩናይትድ እዩ ኔሩ። ጆሴ ሞሪኖ ምስ...
ካብዝን ካብትን
መይ ብሬት ዝተባህለት ጓል 80 ዓመት ሰበይቲ፡ ብሓደ ሰራሕተኛ ናይ ባንክ እየ ኢሉ ዝደወለላ ሰብ፡ ንገንዘባዊ ምትላል...
ናይ ስደተኛታት፡ ሕሉፍ ናይ ስራሕ ተመክሮታትን ብቛንቋ ሽወደን ዝውሰድዎ ስልጠናታትን፡ ስራሕ ንምርካብ ኣብ ዝኽፈቱ ዕድላት፡ ዓቢ ጽልዋ...
ብመሰረት ጸብጻብ ኤጀንሲ ምክልኻል ዕጸ-ፋርስ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ሽወደን፡ ብሰንኪ ዕጸ-ፋርስ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሮም ብተዛማዲ ዝበዝሐ ምዃኑ...
ማሕበር ኣስራሕቲ ምምሕዳራትን ምምሕዳራት ከተማን (Kommunal)፡ ነቶም ኣብ ጽላታት ኣሃዱ ጥዕና፥ ትምህርቲን ክንክን ሽማግለታትን ዝሰርሑ ኣባላት ናይ...
ህዝባውያን መጓዓዝያታት ዴኒማርክ ክትጥቀም እንከለኻ፡ ማስክ እንተዘይ ጌርካ እንታይ ከምዘጓናፈካ ትፈልጥ’ዶ፧ ንሓደ ሽወደናዊ ሰብኣይ ዘጓነፎ ከም መብርሂ...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦምቐዳማይ ክፋል እቲ ፍጻመ ልክዕ ዓመታት ኣቑጺሩ ኣሎ። እዋኑ ሄለን ኣብ ታኼላ ሓጐስ ተሸሚማ ንዓለም ኣይትጽረኒ...
“ሰብ መወዳእታኡ ንገዛእ ሕልናኡ እዩ ዝጠልም”ዮሴፍ ኮንራድ ክሕደት ንኽህሉ ኣቐዲሙ ዝተነብረ እምነት ክህሉ ግድነት እዩ። ሓደ ሰብ...
ሽወደናዊ ፕሮግራም ክታበት ህጻናት፡ ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና እውን ይሳለጥ ምህላዉ፡ ብበዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ዝቐረበ ትንታነ ሓቢሩ።...
ብሓሶት ዘመድካ ምሟቱ ምሕባር ወይ ግዒዝካ እናሃለኻ ዘይምሕባርን ዝኣመሰሉ ኣብ ናይ ክፍሊት መልዕሎ ዝግበሩ ዓሎቓት፡ ዓመታዊ ናይ...