ብመስረት ስርዓት ዑደት ዓለምና ኣብዛ መዓለትን ወርሕን ዑደት መሬትና ካብ ደቡባዊ ክፋል ዓለም ናብ ሰሜናዊ ክፋል ትጋዓዘሉ...
ካብዝን ካብትን
ሓንቲ ካብዞም ጽምዲ ናይ ኤሪክን ክሪስቲን እያ። ንሳቶም መርዓኦም ኣብ ሰነ 2020 ክገብርዎ እኳ ወጢኖም እንተነበሩ ብሰንኪ...
ካልኣይን መወዳእታን ክፋልብጸጋብርሃን ጎይትኦም “እንታይ ብሰንኪ ጽጋበይ ኢልካ ዘረባ። ንምንታይ ተጨንቑኒ፡ ክብረት ሓፍተይ እንታይ እያ ኮይና ዘይትነግሩኒ፡” ኩሉ...
ወዲ 53 ዓመት ዝኾነ ደቡብ ኮርያዊ ዩን ሱንግዩ ብ1988 ጓል 13 ዓመት ድሕሪ ምዕማጽ ቀቲልካ ተባሂሉ ንሕልፈት...
ሓደ እዋን ኣብ ሓደ በረኻ፡ ሓደ ሽደን እተባህለ፡ ትብዓቱ ዝጎደለ ኣንበሳ ይነብር ነበረ። ”ኣንበሳ እናተባህለስ ድፍረት ዝጎደሎ?...
መንግስቲ ሽወደን ለበዳ ኮሮና ንምምካት ለበዳ ኮሮና ዝዉዕል ብመልኽዕ ርእይቶ ዝሓለፈ ሰሙን ዘቕረቦ ግዚያዊ ሕጊ ግዚኡ ዘይሓለወ...
ሰሜናዊ ምንቅስቓስ ናዚ፡ ኣብ ካርልስታድ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ሾፕካሽኩላን (kroppkarrlsskolan) ኣብ ዝርከብ ኣደራሽ ስፖርት፡ ንሓደ ወርሒ ዝኣክል፡...
ስነጥበብን ቅጥዕን (A Runaway Art) ኣብ ምዕራባውያን ሃገራት ዳርጋ ኩሉ ኣብ ቅድመኻ ዝጓነፈካ ነገራት ከም ስነጥበብ እናተቘጽረ...