ኣብ ዴንማርክ መዋእል ዕድመ ዜጋታት ብማእከላይ ገምጋም 79.6 ዓመት ንደቂረባዕትዮ ናይ ደቀንስትዮ ኸኣ 83.4 ዓመት ምዃኑ ሓድሽ...
ካብዝን ካብትን
ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ወራር ክትፍጽም ትኽእል እያ ዝብል ዘረባ መሰረት ዘይብሉ ምዃኑ ልኡኽ ሩስያ...
ኲለን ፖለቲካዊ ሰልፊታት ባይቶ ሽወደን ነቲ ሩስያ ኣብ ዶብ ዩክሬይን እትገብሮ ዘላ ገዚፍ ምኽታት ሰራዊት ኮኒነን ኣብ...
ሎሚ ዝቐጸለ ክትዓት ፖሊሲ ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ብሰንኪቲ ብተጻብኦ ሩስያ ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው ጸጥታ ኣውሮጳ ዝተደረኸ ምዃኑ...
15% ኖርዌጃውያን ጥራይ በዓላት ዊብተር ካብ ሃገር ወጻኢ ከሕልፉ ከም ዝደልዩ Response Analyze ን ፍረምቲድ ብምውካል ኣብ...
ኮንፈደሬሽን ሞያተኛታት ኖርወይ ኣባላቱ ናብ 390000 ምዕባዩን 8500 ካብዚኣቶም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ እተጸንበሩን ምዃኖም ተገሊጺ። ዝበዝሐ...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ ሰደድ ኖርወይ ብ 91.8 ቢልዮን ብምውሳኽ ካብቲ ኣብ ተመሳሳሊ ወርሒ ናይ ዝሓለፈ ዓመት...
መራሕቲ ጀርመንን ሩስያን ኣብ ሞስኮ ተራኺቦም ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ቅልውላው ዩክሬይን ዝዓበየ ኣጀንዳኦም ምንባሩን ተገሊጹ። ኣብቲ ርክብ...
ኣብ ምምሕዳራት ከተማን ኣውራጃታትን ኣብ ልዕሊ ፖለቲከኛታት ዝወርድ ጽልኢ፥ ምፍርራህን ምንግልታዕን ንምምሕያሽ ሕጂ’ውን ገና ክስርሓሉ ከም ዝግባእ...
ሩስያ ንዲፕሎማስያዊ ዘተ ዘርኣየቶ ቊሩብነት ከምኡውን ሰራዊታ ክትስሕብ ዝርርብ ምጅማራ ብኣዎንታ ከም እትርእዮ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን...