ሓድሽ እማመ ግብሪ ባንክ፡ ብመንግስቲ ሽወደን ምቕራቡ፡ ሬድዮ ኢኮት ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዚ...
ካብዝን ካብትን
ብምኽንያት ምቅይያር ክሊማ ዓለምና: ኣብ ዝመጽእ 10 ዓመታት: ካብ ለበዳ ኮሮና ዝኸፍእ ቅልውላው ከጋጥማ ይኽእል እዩ ክብል...
መራሒ ቦኮሓራም: ኣቡበከር ሺካይ: ሰራዊቱ ምስ ኣባላት ዳዕሽ ምዕራብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝገብርዎ ኲናት: ብጽኑዕ ቆሲሉ ወይ ሞይቱ...
ምስ ቃለመጠይቅ: ልእልቲ ዳያና: ዝተኣሳሰር መርመራ ድሕሪ ምክያዱ: ቢቢሲ: ኣድላዪ ለውጢታት ንኽገብር መንግስቲ ዕድል ከም ዝሃቦ...
ጓል 19 ዓመት እናሃለወት ብሓደ ኣፍራዪ ሙዚቃ ጾታዊ ዓመጽ ከም እተፈጸማ እትገልጽ: ጋጋ: እቲ መንእሰይ ዕርቃንኪ እንተዘይወጺእኪ...
ካብ ዕለት 07 ሰነ ጀሚራ፡ ሃገረ ስፓኛ፡ ንኹሎም ናብታ ሃገር ክበጽሑ ዝደልዩ ዝተኸትቡ ገያሾ፡ ኣፍደጊኣ ክፉት ክኸውን...
ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ናይጀርያ: ክልል ካዱና: ሓደ ቤተክርስትያን ብምቅጻሉ፡ ብውሕዱ ሸሞንተ ምእመናን ከም ዝሞቱ ሰብመዚ ናይጀርያ ገሊጾም።...
ምምሕዳር ባይደን: ነቲ ንጀርመርንን ሩስያን ዘረኽብ: ስትሪም ቱ ፕሮጀክት: ተባሂሉ ዝጽዋዕ ቱቦ ዝሃንጽ ዝነበረ ኲባንያ: ተጻዒንዎ ዝነበረ...
ሓፈሻዊ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ካብቲ ተሓሲብዎ ዝነበረ እዋን፡ 16 መዓልታት ጸኒሑ ዕለት 21 ሰነ ክካየድ ምዃኑ ቦርድ...