ኣብ መወዳእታ ናይዛ ሚእቲ ዓመት ኣዝዩ ቈራሪና ውርጪን ዝበዝሖ ኲነታት ኣብ ሽወደን ዘይክህሉ ምዃኑ ተገሊጹ። ትንበያ ኲነታት...
ኩነታት ኣየር
ትማል ለይቲ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ሽወደን ማዕበል ዝናብን በርቅን ምስዓቡ ተገሊጹ። “እዚ በርቅን ማዕበል ዝናብን ሰዓት 4፡30...
ኮሚሽን ሜትሮሎጂ ሽወደን በርቅን ንፋስን እተሓወሶ ዝናብ ይሃርም ምህላዉን ብ ጠቕላላ ልዕሊ 35 ሚሊሜትር ዝናብ ክሃርም ትጽቢት...
ክፍሊ ሜትሮሎጂ ንዕድሜ ንዝደፉ መጠንቀቕታ የማሓላልፍ!! ኤጀንሲ ሜትሮሎጂ ንብዙሕ መዓልታት ዝጸንሕ ማዕበል ሃሩር ምህላዉ ንዝሸምገሉ የጠንቅቕ። ካብ...
ሎሚ መዓልቲ 6 ሰነ ሃገርዊ በዓል ሽወደን ኣብ መላእ ዝሃገር ኣብ ከቢድ ሙቐት ኩነታት ኣየር ይበዓል ኣሎ።...
ንኽልተ ሳምንቲ ድሕሪ ዝቐነየ ዝናብን ዝተዘበራረቐ ኲነታት ኣየርን ካብ ሰንበት ጀሚሩ ኣብ ሽወደን ክመሓየሽ እዩ ክብሉ ክኢላታት...
እዚ ዓሌት መለግለጋይ ዓሳ መልመስቲን ምድኻም ህዋሳትን ከስዕብ ከም ዝኽእል ብምሕባር ሰባት ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ካብ ምሕንባስ...
ኣብ ከባቢ ቫርምላንድ ትነብሩ ሰባት ኣብቲ ከባቢ ክሳብ 36 ሚሚ ዝዓቀኑ ኣዝዩ ብርቱዕ ዝናብ ንሎሚ ሓሙስ 23...
ሽወደን ወታሃደራዊ ሓይሊ ንምዕባይ ክትህቦ ዝጸንሐ ስልጠና ደዉ ክብል ከምዝወሰነት ሚኒስትሪ ምክልኻል ሽወደን ሓቢሩ። ምኽንያት ኣብታ ሃገር...