ኣርባዕተ ነፈርቲ ውግእ ሩስያ ን ሉኣላዊ ክሊ ኣየር ሽወደን ብምጥሓስ ጥቓ ደሴት ጎትላንድ ክበራ ከም እተራእያ ሓይሊ...
ኢንፎግራፊክስ
ኣባል መንግስታት ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ካብ ዩክሬይን ንዝሃድሙ ዘለዉ ስደተኛታት ግዜያዊ ሓለዋን ፍቓድ መንበሪን ክህባ ከም ኣተሰማምዓ ኣጃንስ...
ኣብዚ ዓመት ካልኣይ ዝዓበየ ምርቋሕ ተሸለምቲ ኖቢል ከም እተኻየደ ተገሊጹ። ኣብዚ ዓመት 343 ሰባት ነዚ ሽልማይ ተረቑሖም...
ኣብ ኖርወይ ትማል ረቡዕ 598 ሓደስቲ ሕሙማት ኮሮና ናብ ሆስፒታል ምእታዎምን እዚ ድማ ድሕሪ ምኽሳት እዚ ለበዳ...
ኣብ ሃልዳለንን መልሃስን ክልተ ሕርሻታት ካናቢስ ዝተባህለ ዕጸ ፋርስ ከም እተረኽበን ፖሊሲ ትሩረላግ 11 ሰባት ምስሲ ገበን...
ሰሙን ኣብ ዘይመልእ ግዜ ስግኣታት ሃገራዊ ጸጥታ ሽወደን ምዝያዱ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ሽወደን ሚካኤል ቢደን ምስ ኣገልግሎት...
ለገስቲ ውድባት ሽወደን ናብ ዩክሬይን ገዚፍ ሰብኣዊ ሓገዛት ኣብ ምሃብ ይርከባ’ለዋ። ሽወደን ዛጊት ብዝተፈላለዩ ትካላት ረድኤታ ኣቢላ...
ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ብሩስያ ዝካየድ ዘሎ ወራር ብኲናት ዝወርድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ምስዓቡ ፍሉጥ ኮይኑ፡ ኣብ ውሽጢ...
ኲለን ኣብያተ ትምህርቲ ኦስሎ ብዛዕብቲ ኣብ ዩክሬይን ዝካየድ ዘሎ ኲነታት ን ቆልዑ ብኸመይ ከረድእዎም ከም ዘለዎም ኣስተምህሮ...
ካርድ ቀረጽ ካብ ዝወጽእ ክልተ ኣዋርሕ እኳ እንተመልአ ክልተ ሚልዮን ዝኮኑ ኖርዌጃውያን ኣብ ካርዶም ዘሎ ናይ ቀረጽ...