ስደተኛታት ጽዒና፡ ኣብ ደቡብ ሃንጋሪ እትርከብ ምስ ሃገረ ሰርብያ እትዳወብ ከተማ ሞራሃሎም፡ ትጓዓዝ ዝነበረት መኪና፡ ካብቶም ኣብ...
ኢመግረሽን
ጳጳስ ፍራንሲስ: ነቲ ኣውሮጳውያን: ንስደተኛታት ብሕማቕ ክኣልዩ ዝገብርን እናሳዕረረ ዝመጽእ ዘሎን ጸቢብ ውልቃዊ ረብሓን ሃገራውነትን ኮኒኑ። ንሱ...
በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ 20 ሽሕ ዝኸውን መልሲ ዘይተዋህበሎም ናይ ዓማዊል ኤሌክትሮኒካዊ ደብዳቤታት (e mail) ኣብ ኢዱ...
ድሕሪ እቲ ኣብ መትረብ እንግሊዝ (ናይ እንግሊዝ ካናል) ዘጋጠመ ሓደጋ፡ ቁጽሪ ናይ ምውታት እንዳወሰኸ ይመጽእ ኣሎ። ብውሑዱ...
ብቐዳም፡ ንማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ናብ ኤውሮጳ ዝሰግሩ ዝነበሩ 420 ስደተኛታት፡ ብሰንኪ ዘጋጠሞም ሓደገኛ ኩነታት ባሕሪ ናይ ርድኡና...
ትግራዎት ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ ዝነበረ መደብ፡ ንግዝይኡ ደው ኢሉ ከምዘሎ በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን ገሊጹ። በዓል...
ፖላንድ፡ ብሰንኪ ካብ ቤላሩስ ናብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ንምእታው ዝፍትኑ ዘለዉ ኣማኢት ስደተኛታት ኣብ ዶባተን ዘየድሊ ብረታዊ ጎነጽ...
ወሃቢ ስራሕ፡ ኣብ ልዕሊኡ ቀድታት እናሃለዉ፡ ናይ ስራሕ ፍቓድ እንተድኣ ሓቲቱ፡ ክወሃቦ ኣይክእልን እዩ። ብዘይካ እዚ፡ ነቲ...
ቡልጋርያ፡ ናብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክኣትዉ ዝደልዩ ስደተኛታት ንምዕጋት፡ 350 ወተሃደራት ናብቲ ምስ ቱርኪ ዘዳውባ ከባቢ ኣዋፊራ ምህላዋ...