ሰብኣውያን ውድባት ነዛ ቆልዑን ኣንስትን ዝርከብዎም 23 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ሰኑይ መዓልቲ ክደልዩዋ ምብጋሶም ተገሊጹ’ሎ። ብምኽንያት ኣብ...
ኢመግረሽን
ቤትፍርዲ ኢሚግሬሽን ሽወደን ንኽልተ ኣባላት ኣከራኻሪ ሩስያዊ ስነጥበባዊ ጒጅለ ብቦርድ ኢሚግሬሽን ድሕሪ ምንጻጎም ፍቓድ መንበሪ ክወሃቡ ምውሳኑ...
ፖለቲካዊ ቤትጽሕፈት ዓቃባውያን ኣብ ዮተበሪ Lina Ferm ድሕሪቲ ዝወረዳ ነቐፌታ ካብ ስርሓ ተሰናቢታ’ላ። “እዚ ናይ ትዊተር መልእኽታ...
ዝበዝሑ ሽወደናውያን ካብ ኣውሮዓዊ ሕብረት ወጻኢ ዝመጽእ ሽቕለት ከም ዝመርጹ ተገሊጹ። እዚ ብ SOM ዩኒቨርሲቲ ዮተበሪ ዝተኻየደ...
ምክትል ሓላፊ በዓል መዚ ኢመግረሽን Carl Bexelius ብሰንኪ ምውራድ ኣልበሽርን ስዒቡ ዝመጸ ዘይጭቡጥ ኲነታት እታ ሃገርን ንሱዳን...
ኤርትራ ካብ ኣመሪካ ንዝስጐጒ ኤርትራውያን ዜጋታት ኣብ ምምላስ ዕንቅፋት ብምዃና ኤምባሲ ኣመሪካ ንኤርትራውያን ናን ኢሚግሬሽን ቪዛ ምሃብ...
ግብረሽበራውያን ስደተኛታት ተመሲሎም ኣትዮም ኣለዉ ክትብል ኢጣልያ ገሊጻ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ማትዮ ሳልቫኖ ኣብ ሊብያ ተኸሲቱ ብዘሎ...
ብመሰረት ሓደ ኣብ ጒዳይ ምውህሃድ ስደተኛታት ዝተገብረ መጽናዕቲ ዝበዝሑ ዘይኣውሮጳውያን ስደተኛታት ካብ ዓዶም ንላዕሊ ኣብ ሽወደን ምህላው...
ቦርድ ስደተኛታት ናብ ፖሊስ ዝግበር ጥርዓን ገበነኛታት ኲናት እናዛየደ ምምጽኡ ሓቢሩ። “እዚ ኣብ ሰብመዚ እናሰሰነ ዝመጸ ጥሙሕ...
ገለ ካብ ትሕዝቶ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- 1. ፍሉይ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ዉሕሃ ንኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ወሲኽካ...