እታ ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ብቃለ-ፈጽሚ (parole) ካብ ቤት ማእሰርቲ ዝወጸት፡ ተጣባቒት መሰል ደቂ ኣንስትዮ ዝኾነት ሱዑዳዊት፡ ሉጄይን...
ባህሊ
51.2% ካብቶም ድምጾም ዝሃቡ፡ ነዚ ኣብ ህዝባዊ ቦታታት፡ ገጽ ዝሽፍን መቕንዓት ዘይሕጋዊ ዝገብር እማመ ደገፎም ሂቦም ኣለዉ...
100 ዝኾኑ ውሩያት ኢጣልያውያን ዜጋታት ናብ ትረቺያኒ መዝገበ ቓላት፡ ኣብ ዝለኣኽዎ መልእኽቲ፡ ሰበይቲ ዝብል ቃል፡ ትርጒሙ ክቕየር...
ሃገረ ዩክሬን፡ ትማሊ ዓርቢ ብ ኦንላይን ኣብ ዝፈነወቶ ናይ ምኽሻን በዓል፡ ነቲ ቦርሽ-ቢትሩት፡ ዝበሃል ዓይነት ባህላዊ መግቢ...
ኣብ ቀረባ እዋን፡ ኣብ ልዕሊ ዲጄ ፍሬሽ፡ ከምኡውን ዩፎኒክ ክሲታት ጾታዊ ዓመጽ ድሕሪ ምቕራቡ፡ ጾታዊ ምድፋር ኣብ...
ኣብ ሓንቲ ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም፡ ሓደ ሓላፊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ብሰንኪ ኣብ ወርሒ የካቲት ናይ ዓመተ 2021፡ ዝፈጸሞ...
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ትሬሌቦሪ፡ ዝርከብ ሰልፊ ስቬርያ ዴሞክራትና፡ ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ስራሕ ክረክብ ዝደሊ ሰብ፡ ናይ ግድን...
ሓቐኛ ዛንታ ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ካልኣይን መወዳእታን ክፋል “ጓል ዓሰርተ ትሽዓተ ዓመት ምስ ኰንኩ፡ ኣብ 1986 እዩ ዝኸውን...
ስፖርታዊ ቅነ፡ እናቐረበ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፡ ስግኣታት ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ብኡ መንጽር እናዓበየ ይመጽእ ምህላዉ ኣባል...
ካብ ማእከል ኖቨስ ዝተረኽበ መጽናዕታዊ ሓበሬታ፡ ሽወደናውያን መንረጽቲ፡ ንጉዳያት ጥዕናን ክንክን ሽማግለታትን ቅድሚ ጉዳያት ኢሚግሬሽንን ውህደትን ብምስራዕ...