ባህሊ
ሩስያዊ ጠፈርተኛ፡ ዩር ጋጋሪን፡ ቅድሚ 60 ዓመታት ንፈለማ እዋን ናብ ጠፈር እተጓዕዘ ሰብ እዩ። ንስለ ክብሩ፡ ብህይወቱ...
ሓቀኛ ዛንታ ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ካልኣይን መወዳእታን ክፋም “ከምዚ ከዕልለካ ዝጸናሕኩ እዩ። ክሳብ ሳልሳይ ዓመት ኣብ ጽቡቕ ኩነታት’የ...
ስማ ነቲ ብጽልዋ ቋንቋ እንግሊዝኛ፡ ታንዲ፡ Thandie ተባሂሉ ዝጸሓፍ ዝጸንሐ ስማ ብምቕያር ናብቲ መበቆላዊ ዚምባብያዊ ኣጻሕፋኡ Thandiwe...
ኣብ ከባቢ፡ ማሪና ዱባይ፡ ዕርቃነን ቀሊዐን ክሰኣላ እተረኽባ ደቀንስትዮ፡ ብምጥሓስ ስርዓት ሕብረተሰብ፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታወን ተገሊጹ።...
ኣብ መንጎ መራሕቲ ሰልፍታት ዝተኻየደ ንመጠን ተኣማንነት ዝምልከት ምርጫ፡ መራሒ ሰልፊ ስቬርያ ዲሞክራትና ዝኾነ፡ ጂሚ ኦክሰን፡ ንፈለማ...
ኑጉሳዊ ቤተሰብ ዙሉ (ደቡብ ኣፍሪቃ)፡ ሓድሽ ንጉስ ክሳብ ዝምረጽ፡ ንሳልሰይቲ በዓልቲ ቤት መዋቲ ንጉስ (ጉድዊል ዝወሊቲኒ)፡ ስልጣን...
ሓሙሽተ ኣባላት ሓንቲ ስድራቤት: ኣብ ቀብሪ ማጒፉሊ ብዝነበረ ጽቕቅጥ ከም ዝሞቱ ወኪል ቢቢሲ ካብ ዳር’ሰላም: ሳልም ኪከከ:...
ብደፋር ብርዓ እትልለ፡ ግብጻዊት ተጣባቒት መሰል ደቀንስትዮ፡ ነዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ኣብ መበል 89 ዕድሜኣ ዓሪፋ። ሓያልን ሓደገኛን ሰብ...