ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ሓንቲ ስማ ክትጥቀስ ዘየፍቀደት መርዓት፡ ኣብ ዕለተ-መርዓኣ መሓዙት ክኾና ንዝሓረየተን መሓዙት ኣዝዩ ሰሓቢ ዝኾነ...
ባህሊ
ሎሚ ቀዳም፡ ነቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ጋዜጠኛን ደራሲን ዳዊት ኢሳቕ ዕለተ-ልደቱ እዩ – ንመበል 17 ግዜ...
ናብቲ ተዋሳኢ ፊልም፡ ሮበርት ደ ኒሮን ናብ ምክትል ፕረሲደንት ነበር ጆ ቢደንን ተወሳኺ ተፈንጃሪ ነገራት ተላኢኹ። ክሳዕ...
ናብ ዝኸበርካ ኣቦይ ሓደ ነገር ከይነገርኩኻ ሓሊፈ ነይረ፡ ንሱ ድማ ብዛዕባ ሕክምና እዩ። ኣብዚ ዓዲ ኣብ ጥዕና...
ዝኸበርካ ኣቦይ ዓዲ ከመይ ኣሎ፡ ዝዓበየን ዝነኣሰን? ኣቦ፡ ከምቲ ኣቐዲመ ዝነገርኩኻ፡ እዛ ዘለኹዋ ገዛ ናይ ሰላም ገዛ...
ብቐዳምነት ብዛዕባ ፍልጠት ሽወደንን ህዝባን ብዝምልከት ክልተ ዓይነት ኤርትራውያን ከተለሊ ትኽእል ኢኻ፡፡ እቶም ቀዳሞት ኣብ 1950ታት ኣብ...
ዝኸበርካ ኣቦይ፥ ከምቲ ኣቐዲመ ዝበልኩኻ፡ ናብ ካልእ ካምቢ ወሲዶምኒ። ግን ባላሶ እምበር ካምቢስ ኣይኮነን። እተን ናብኡ ዝወሰዳኒ፡...
ስነጽሑፍ T T ሳሚ ስዒድ ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ፡ ብ1979 ድማ ጌና ህጻን ከሎ ምስ ስድራኡ ናብ ሃገር...