ኣብ መንጎ ሰልፊታት ዴሳዊ ዴሞክራሲ ከባብያዊ ማእከላይን ሊበራላዊን ሰልፊ ሓደ ስምምዕ ተበጺሑ ክትብል ሬድዮ ekot ጸብጺባ። እዚ...
ባህሊ
ሓደራኹም ፔርሙስኩም ሰቢርኩም ከይትውድእዎ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ግዜ ብዘምጸኦ መሳርሒ ተጠቒምካ ዝሽየጥ ፍርሒ ማእለያ የብሉን። ብዓቢኡ ፕረዚደንት እዛ...
ብመሰረት ምደባ ዎርልድ ዴሞክራሲ ኢንደክስ ብዓለም ደረጃ ሽወደን ሳልሳይቲ ዝዓበየት ዴሞክራስያዊት ሃገር ተባሂላ። ቀዳመይቲ ኖርዌይ ካልአይቲ ድማ...
ኣብ ማእከላይ መዋእል ከም እተሃነጸ ዝእመነሉ ሓወልቲ ድንግል ማርያም ካብ ሰፈሩ ካብ ዝስረቕ ድሕሪ ሽዱሽተ ዓመት ናብ...
ጸብጻብ ሓጎስ ፍታሕ ዘላቒ ምዕባለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተባህለ ውድብ ንሽወደን ምስተን ቀዳሞት 10 ሕጒሳት ሃገራት ሰሪዕዋ።...
ኣብ መወዳእታ’ዚ ዓመት ፖሊስ ሽወደንን በዓልመዚ ግዳያት ገበንን ጽልኢን ንብዱላት ንምሕጋዝ ሓድሽ ጥምረት ምጅማሮም ተገሊጹ። በዓልቲ መዚ...
ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ኢራናውያን ደቀንስትዮ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ሃገራዊ ስታድዬም ጤህራን ክጻወታ እየን። ብመሰረት ኣቦመንበር ፈደሬሽን ኩዕሶ...
ወዲ ትሽዓተ ዓመትጀርመናዊ ወለዱ ክህብዎ ብጽሑፍ ዝሓበሮም ህያብ ልደት ብዘይምርካቡ ንፖሊስ ምጥርዑ ተገሊጹ። ፖሊስ ናብቲ ዝተሓበሮም ኣድራሻ...
ጳጳስ ካቶሊክ ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ ምምዕባል ዘለዋ ሃገራት ዝርከቡ ሰባት ቅልል ዝበለን ስስዐ ዝረሓቖን ህይወት ክመርሑ ጸዊዑ።...