እቲ ፍቑራት ህያባት ዝለዋወጡሉን ፍቕራዊ ቃል-ኪዳኖም ዘሐድሱሉን መዓልቲ ፍቑራት፡ ዓመት መጸ ኣብ ለካቲት 14 ይበዓል። ዝተፈላለዩ ትካላት...
ባህሊ
ፍቕራዊ ህይወት ወዲ 36 ዓመት ፍልስጤማዊ ስደተኛን ጓል 79 ዓመት ኣፍቃሪቱን ሕጋዊ ዕንቅፋታት ይሰግር። እዚ ሓምዛ ዳሊስ...
ሰነ-ምግባር ንሰብ ብውልቁ ዝምልከቶ ኣርእሰቲ እንተኾይኑ ክንዲ ብዝሕና ዝኸውን ናይ ሰነምግባር መዐቀኒታት ይህሉ ማለት ድዩ? እቲ መልሲ...
ሬድዮ ሽወደን ኣብ ትሕቲ ርሱን ሃዋሁ ካልኣይ ኲናት ዓለም እያ ብ 1939 ድምጺ ኣመሪካ ዝተባህለ መደባ ክትፍኑ...
ተጻዋርነት ከም ኣምር ክግለጽ እንከሎ ንባህላዊ ብዙሕነት፣ ክዉንነት ከባቢኻን ዓለምን ባህርያት ደቂ ሰብን ምቕባልን ምኽባርን ማለት’ዩ። ዝኾነ...
6 የካቲት ሃገራዊ መዓልቲ ሳሚ ተባዒሉ ውዒሉ።። በዚ ዕለት እቶም ብሸነኽ ሰሜን ካብ ኖርዌይ ክሳብ ሩስያ ተዘርጊሖም...
ናብ ዝኸበርካ ኣቦይ ከመይ ትኸውን ኣሎኻ? ሓኪም ምስ ተረኣኻ ውጽኢቱ ኣይነገርካንን እሞ፡ እጽበ ኣሎኹ። ኣብታ ዝሓለፈት ደብዳበይ...
1. ኩባንያ መጉዓዚያ ባቡር ክልተ ኣባላት ሓለዋ ብዝፈጸምዎ ጉጉይ ኣገባብ ስራሕ ካብ ስራሕ ደዉ ኣቢሉ ። 2....
ኣዕራብ ወሽመጥ ዓረብ ንምብጻሕ ጳጳስ ፍራንሲስ ብዓቢ ህንጥዩነት ይቕበሉ። ኣዚና ኢና ነመስግን። እዚ ኣብ ህይወትካ ምሉእ ዘይርከብ...
ቀዳማይ ክፋል ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ ስነ-ምግባር ግጉይ ግንዛበ እዩ ዘለዎም፡፡ ስነምግባር ዝህሉ ንምቕጻዕ ኣሲርካ ንምሓዝ ወይ ንምዅናን...