ምስቋር ኣፍንጫ ብደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ዓለምና ይፍጸም’ዩ። ኣፍሪቃውያን፡ ኣዕራብ፡ ደቡብ ኣመሪካውያንን ቀያሕቲ ህንዳዊያንን፡ ካብ ነዊሕ ኣትሒዞም...
ባህሊ
ኣብ ደቡብ ኬንያ ዝነብሩ ኣህዛብ ወዲ ዝተገላገለት ነፍሰ-ጾር ንኣርባዕተ መዓልቲ፡ ጓል ዝተገላገለት ድማ ሰለስተ መዓልቲ ንበይና ኣብ...
ጽቡቕ ርክብ ሓደ ሓፈሻዊ ትርጉም ወይ መግለጺ የብሉን። ንስኻን መጻምድቲኻን ንኽልቴኹም ጽቡቕዝኾነ ርክብ እንታይ ከምዝኾነ ባዕልኹም ክትውስኑ...
ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ትርከብ ሃገረ ማውሪታንያ፡ ኣብ መርዓ ፍልይ ዝበለ ልምዲ እዩ ዘለዋ። ኣብዚ ሕብረተሰብ፡ እታ ዝገዘፈት...
ሓጐስ እንተተባሂሉ፡ ማዕሪኡ ሕጉስ ናይ ምዃን ባህጊ’ዩ ዝዝከር። ሓጐስ፡ ምሕጓስ፡ ሕጉስ ምዃን ማለት’ዩ። ልክዕ ከም ካልእ ባህግታት...
ምስታይ ቡን ወይ ድማ ቓህዋ ብዓረብ፡ ኣብ መንጎ ኣዕራብ ብፍላይ ድማ ነበርቲ ገጠር ዓቢ ክብሪ ዘለዎ ጽምብል’ዩ።...
ሙዚቃ ብዝኽሪ ንድሕሪት ሒዙካ ዝውንጨፍ ሮኬት’ዩ። እዚ ማለት ከኣ፡ ቅጽበት፡ ዝኽሪታትካ ዝቕስቅስ ሓይልን መልእኽትን ኣለዎ። ከም ኣብነት፡...
ምስ ሰባት ኣብ እትቀራረበሉ እዋን ፍሽኽታ ኣዘውትር። ሰባት ከዕልሉኻ እንከለዉ ድማ ጽን ኢልካ ተገዲስካ ስምዓዮም። ኣሉታዊ ነቐፈታ...
ክብርታቱ ከውሕስን ይኽእል። ኣብ ውሽጢ ኣባላት ስድራቤት ቁጥዐ ምስ ዘጋጥም ግን ብኸመይ ኢና ንፈትሖን ንጽግኖን? ነቲ ኣብ...