ሃንድልስባንከን ኣብ መላእ ዓለም ካብ ዝርከቡ ጨናፍሩ 800 ሰራሕተኛታት ከሰናብት እዩ ተባሂሉ። እዚ ድማ ኣብ ሽወደን ንዝርከቡ...
ስራሕን ቁጠባን
ካብ ዝቕጽል 1 ጥሪ ጀሚሩ ግብሪ ነዳዲ ክጎደል ዘኽእል ሕጊ ብመንግስቲ ሽወደን ክውሰን ትጽቢት ይግበረሉ። እዚ ውሳነ...
ሽወደን ኣብ ዓለም ዝበለጸ “ጽብቕ ስም” ዘለዋ ሃገር ብምባል ንኻልኣይ ግዚኣ ትስየም። ትካል ኣህጒራዊ ዝና ኣብ ዝሃቦ...
ሽወደናዊ ናይ ቮልቮ ካምፓኒ ንፈለማ ግዚኡ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ሰሪሑ። እዛ መኪና ንእሽቶ ኮይና ሓንሳብ ባትሪ ምስ...
ነዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ፋይናንሳዊ ቅልውላው ንምብዳህ ዝቕጽል ዓመት ልዕሊ ዒስራ ምምሕዳራት ሽወደንን ገለ ከባቢታትን መጠን ዝኽፈል ግብሪ...
ባይቶ ሽወደን ዝተሓተ ዕድመ ጡሮታ ካብ 61 ናብ 62 ክብ ክብል፥ ክሰርሓ ድሌት ዘለወን ደቀንስትዮ ኸኣ ኣብ...
እዚ ተርእዮ ቊጠባ ሽወደን የንቈልቁል ምህላዉ ዘመልክት እዩ፥ እዚ ድማ ኣሻቓሊ እዩ ክብል ጸብጻብ ተሌቪዥን ሽወደን ኣመልኪቱ።...
ትሑት ብቕዓት ንዘድልዮም ስራሓት ንኽሰርሑ ናብ ሽወደን ዝመጹ ሰባት ቁጽሮም ክውሕድ ኣለዎ፡ ፓርላማ ነዚ ጉዳይ ጸማም እዝኒ...
ሰንሰለታዊ ሹቕ ሓራጅ ሚሮርና ዋጋ ኣቕሑ ብፍርቂ ብምጒዳል ሰዓታት ሰራሕተኛታትን ክቕንስ ድሌት ከም ዘለዎ ኣካየድቲ እቲ ትካል...
ብመሰረት TNS ዘካይዶ ዳህሳስ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ቊጠባ ሽወደን ትጽቢታት ዝቕባበ ምጒዳል ኣርእዩ ኣሎ። ካብ ብርክት...