ሽወደን ኣብ ምትግባር ማዕርነት ጾታ ራብዓይ ደረጃ ክትስራዕ እንከላ ዒራቕን የመንን ኣብ ዝተሓተ ተርታ ምርካበን ተገሊጹ። ሽወደን...
ስራሕን ቁጠባን
ቴልያ ተለኮም (Telia Telecom) ኣብ ርብዒ ዓመት 2019 እዩ ናይ 1.8 ቢልዮን ክሮና መኽሰብ ከም ዝረኸበ እዩ...
ካብ ባይቶ ሽቕለትን መጓዓዝያን ዝተዋጽኡ ሽማግለ ኣብ ቅድሚ ሚኒስተራት ብዛዕባ ኣብ ሃገራዊ ኲባንያ ፖስታ ፖስኖርድ ዘጋጠመ ቅልውላው...
ስዊድባንክ ካብ ዝተጸበዮ ንላዕሊ ዝሓሸ ገንዘባዊ ውጽኢት ብምምዝጋቡ፡ ሎሚ ኣብ ዕዳጋ ኣክሲዮን (stock exchange) ስቶክሆልም፡ ዋጋታት ብርክታቱ...
ብዙሓት ምምሕዳራት ከተማታት ሽወደን ኣብ ሕማቕ ፋይናንሳዊ ኲነታት ምህላወንን እዚ ድማ ንመጻኢአን እውን ብኣሉታ ክጸልዎ ከም ዝኽእል...
ዓበይቲ ባንክታት ሽወደን ንልቓሓት ንግዳዊ ዘይንቀሳቐስ ንብረት ብዝምልከት ዝያዳ ውሕስነት ንምርካብ ነፍሲ ወከፈን መጠን ርእሲ-ማለን ናብ 5...
ኣብተን ብማሕበራውን ቁጠባውን ዓቕመን ትሕት ዝበላ ከባቢታት ሽወደን (ተነቀፍቲ ከባቢታት) ዝርከቡ ተመሃሮ፡ ካብ ነፍሲ ወከፍ ሰለስተ ተማሃሮ...
ኣብ ስቶክሆልም 32 ቢልዮን ክሮና ወጻኢ ዝተገብረሉ ምስፋሕ ትሕተ ምድራዊ ስርዓት ከም እተነጽፈ ተገሊጹ። እዚ ኣዝዩ ልምዓታዊ...
ትርፊ ባጀት ማእከላይ መንግስቲ ሽወደን 112 ቢልዮን ምንባሩ ተገሊጹ። እዚ ምስ ሃገራዊ ቢሮ ሽወደን እንክነጻጸር ዝወሓደ እዩ...
ብመሰረት ሓበሬታ ዓለምዊ ማሕበራዊ ምንቅስቓስ (Global Social Mobility Index)፡ ሽወደን ኣብ መበል ራብዓይ ደረጃ ተሰሪዓ ከም እትርከብ...