ኣብ እስራኤልን ቓዛን ናይ ሮኬትን ኣየርን መጥቃዕቲ፡ ንሻብዓይ መዓልቱ ከም ዝቐጸለን፡ ቊጽሪ መወትቲ ድማ ናብ 200 ከም...
ሕግን ሕብረተሰብን
17 ዝዕድሜኣ፡ ማሌዥያዊት ተመሃሪት፡ መምህራ፡ ብዛዕባ ጾታዊ ምዕማጽ ዋዛ ምድርባዩ ብምምልካት ነቲ ጒዳይ ናብ ማሕበራዊ ሚድያ ከም...
ኣብዚ ሎሚ ዓመት ክግበር ተወጢኑ ዝነበረ ምርጫ: ገለ ተቓወምቲ ሰልፊታት ኣይንሳተፍን ኢና ምባለን ዝዝከር ኮይኑ፥ ብሰንኪ ዝግበር...
ሃገረ ፖርቱጋል፡ ካብ ሎሚ ሰኑይ ዕለት 17 ግንቦት ጀሚራ፡ ብጀካ ንውሱናት፡ ንኹሎም ናብ ሃገራ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ክኣትዉ...
ትማሊ ሰንበት ኣብ ከባቢ ሰዓት 9 ድ.ቐ.፡ ኣገልግሎት ቴሌ 2 (Tele2) ተሰናኺሉ ምንባሩን ብፍላይ ድማ እቶም ኣገልግሎት...
ኣብ መስኮት ኮፍ ዝበለት ሰበይቲ (ወይ ማቲተሬሳ) ብዝብል ስም እትፍለጥ ስእሊ፡ ፓብሎ ፒካሶ፡ 100 ሚልዮን ዶላር ከም...
58 ዝዕድሜኡ ኣሰናዳኢ ጒዳያት ሃይማኖት ማዕከን ዜና ቢቢሲ፡ ማርቲን በሺር፡ ብጒዳይ ጥዕናኡ ካብ ስርሑ ከም እተሰናበተ ተገሊጹ።...
ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ህንዲ፡ ግዝኣት ኣሳም፡ 18 ሓራምዝ ሞይቶም ከም እተረኽቡን ምኽንያት ሞቶም ድማ በርቂ ክኸውን ከም...
ኬንያ 15 ተወሰኽቲ ግዳያት ጅር ኮሮና ህንዲ ምርካባ ገሊጻ’ላ። ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ዝሰርሕ ዶ/ር ራሺድ ኣማን ጠቕላላ...
ጾታዊ ሕጊ ጥሒሰን ዝተባህላ ክልተ ትራንስጀንደር ደቀንስትዮ ካሜሩን ንሓሙሽተ ዓመታት ተፈሪደን። ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር እዘን ደቀንስትዮ...