ሃገረ ማልታ፡ እታ ቀዳመይቲ ልዕሊ 70% ካብ መንእሰያታ፡ ብክታበት ኮቪድ-19 ዝኸተበት፡ ኤውሮፓዊት ሃገር ከምዝኾነት፡ ይኹን እምበር፡...
ሕግን ሕብረተሰብን
ቀዳማይ እብረ ክታበት ኮቪድ-19 ዝኾነ ፋይዘርን ሞደርናን ዝተኸትቡ ውልቀ ሰባት፡ እታ ካልኣይቲ እብረ ክታበት ድሕሪ ሸውዓተ ሳምንታት...
ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ብሰንኪ ቅልውላው ለበዳ ኮሮና፡ ኣገደስቲ ዘይኮኑ መገሻታት ንኽውገዱ፡ መምርሒታት ኣመሓላሊፉ እኳ እንተነበረ፡...
መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ምንቁልቋሉ ይቕጽል ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊን ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ...
ኣብ እምባ ኚራጎንጎ፡ ዓቢ ነትጒ እሳተ ጐመራ ድሕሪ ምግጣሙ፡ ተቐማጦ ዲ/ሪ/ኮንጎ ሰቦምን ኣባይቶምን ከም ዝጠፍኦም ተገሊጹ። እዚ...
ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ከዋኽብቲ ኮሜዲ ግብጺ ዝኾነ ሰሚር ቓኒም፡ ብምኽንያት ሕማም ኮቪድ-19፡ ኣብ መበል 84 ዓመቱ ዓሪፉ።...
ትማሊ ሰንበት፡ ኣብ ሰሜን ኢጣልያ፡ ጥቓ ቀላይ ማጆሬ፡ ብዘጋጠመ ምውዳቕ ተለፈሪካ፡ ሓደ ህጻን ዝርከቦም ብውሕዱ 14 ሰባት...
ወተሃደራዊ መራሒ ምያንማር፡ ኣብ ወርሒ ለካቲት፡ ጎነጻዊ ዕልዋ መንግስቲ ድሕሪ ምክያዱ፡ ንፈለማ እዋን ትማሊ ሰንበት ኣብ ዘመሓላለፎ...
ሃገረ ህንዲ፡ 8800 ሰባት ብቀዛፊ ሕማም “ጸሊም ፋንገስ” ከም እተለኽፉ ገሊጻ’ላ። እዚ ብሙክሮሚኮሲስ እናተባህለ ዝፍለጥ ሳሕቲ ዝረአ...