ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንፈለማ ግዜ ምስ ተራእየ፡ ዝወሰዶም ስጉምታት ብዝምልከት ብሓደ ብሕታዊ ጉጅለ ሰብሞያ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ምብራቕ ኮንጎ ኪንሻሳ፡ ዝርከብ ልቱሪ ኣብ ዝተባህለ ዞባ፡ ኣብ ልዕሊ ክልተ ቁሽታት፡ ብግብረ ሽበራውያን መጥቃዕቲ...
ኣብ ቻይና፡ ነፍሲ ወከፍ ስድራቤት፡ ክሳብ ሰለስተ ቆልዑ ክትወልድ ፍቓድ ተወሂቡ ከምዘሎ ቻይናዊ መንግስታዊ ማዕከን ዜና ሓቢሩ...
መጠን ገንዘባዊ ዝቕባበ ሃገረ ጀርመን፡ ካብ ትጽቢት ብዙሓት ንላዕሊ ብምውሳኹ፡ ኣብ ወርሒ ግንቦት፡ 2.5% ምብጽሑ፡ በዓል...
ቅድሚ ወርሒ ሚያዝያ 2020፡ ቅልውላው ለበዳ ኮሮና ከይሳዕረረ እንከሎ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት 7.4% በጺሑ ምንባሩ ይዝከር።...
ኣብ ናይጀርያ፡ ዞባ ኒጀር፡ ጉጅለ ዕጡቓት፡ ንተመሃሮ ከም ዝጨወዩ ሰብመዚ እቲ ከባቢ ንቢቢሲ ሓቢሮም። እዞም ዕጡቓት፡ ትማሊ...
ኣብ ማሊ ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ ናብ ሚዛን እስላማዊ ጥሩፍነት እንድሕሪ ዝዘጥጥ መሲሉ፡ ፈረንሳ፡ ወተሃደራታ ካብ ማሊ ከተውጽእ...
መራሒ ሕሉፍ ሃገራዊ ሰልፊ እስራኤል፡ በነት ነፍታሊ፡ ዝወስዶ ዘሎ ስጒምቲ፡ ነቲ ንዝነውሐ እዋን ንእስራኤል ዝመርሐ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ነቲ ፕረዚደንት ጆ ባይደን፡ ኣብ ቅልውላው ትግራት ዝወሰዶ ፖሊስ ዝቃወም ልዕሊ 10 ሽሕ ሰባት...
መንገዲ ኣየር ኖርወጅያን፡ ብሰንኪ ቅልውላው ለበዳ ኮሮና ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት በረራታት ብምጅማር፡ ካብ ስቶክሆሎም ተበጊሳ፡ ሰሙናዊ ኣርባዕተ...