ሊበራላዊ ሰልፊ ዝተሓዘተ ህዝባዊ ደገፍ ከም ዘለዎ ሓድሽ ዳህሳስ ርእይቶ ህዝቢ ኣመልኪቱ። ስታቲቲክስ ሽወደን ንመን ምመረጽኩም ብምባል...
ሕግን ሕብረተሰብን
“ንህይወትና ቀቢጽና ስቕ መሪጽና፡ ኣብ መወዳእታ ግና ሕብሪ ገጽና ተቀያይሩ፡ ኩላትና ኣውያት ዶርጋሕናዮ፡ ምስ ኣውያትና ተደሚሩ ዝያዳ...
ተቓውምቲ ሰልፊታት እስራኤል: ሓድሽ ሓድነታዊ መንግስቲ ብምቛም: ንስልጣን በንያሚን ናታንያሁ: ከብቅዕ ከም ዝገብሩ ገሊጾም። በንያሚን ናያንያሁ: ንዝሓለፋ...
16 ነፈርቲ ኲናት ቻይና: ክሊ ኣየረይ ጥሒሰን ድሕሪ ምባል: መንግስቲ ማሌዥያ: መብርሂ ንኽወሃባ፡ ንኣምባሳደር ቻይና ከም ዝጸወዐት...
ኩባንያ ትዊተር፡ ነቲ ብፕረዚደት ናይጀርያ፡ ማማዱ ቡሃሪ፡ እተለጠፈ መልእኽቲ፡ ምስ ሕጊታተይ ኣይሰማማዕን እዩ ብምባል ካብ ገጻት መርበባቱ...
ኣብ በልጄም፡ ሓሙሽተ መንእሰያት፡ ንሓንቲ 14 ዝዕድሚኣ ህጻን፡ ጾታዊ ዓመጽ ብምፍጻሞም ተኸሲሶም ኣለዉ። እታ ህጻን፡ እዚ ጾታዊ...
ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት፡ ኣብ መላእ ዓለም፡ ክሳብ 220 ሚልዮን ዝኣኽሉ ሰባት፡ ስራሕ ኣልቦ ክኾኑ ምዃኖም...
ኣብ ሸወደን፡ መስርሕ ክታበት ይቕጽል ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ክሳብ ትማሊ ረቡዕ፡ 5,297,353 ሰባት እንተወሓደ፡ ሓንቲ እብረ፡ ክታበት...
ኣብ ሆስፒታል ሊክስለ (Lycksele) ዝርከብ ክፍሊ መወልዳን፡ ኣብ ወቕቲ ክራማት፡ ክፉት ክኸውን ምዃኑ ማዕከን ዜና SVT ቬስተርቦተን...
እቲ “ሕሱም ቀታሊ” እናተባህለ ዝፍለጥ ሓለቓ ማፍያ ቺቺልያ፡ ጆቫኒ ብራስካ፡ ካብ ቤት ማእሰርቲ ብምፍታሑ፡ ህዝቢ ቊጥዐኡ ይገልጽ...