ሓደ ሰብ በዚ ሓድሽ ጅር ቫይረስ ዓሌት ዝኾነ ኦሚክሮን፡ ከም ዝተለኽፈ ተረጋጊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።...
ሕግን ሕብረተሰብን
መንግስቲ ሽወደን፡ ንምዕባለ ናይ ሕብረተሰብ ዝጸልዉ ሕግታት ዝሕገጉሉን ዝማሓየሽሉን ኣገባብ ዝመርሕን ዘማሓድርን ወሳኒ ሓይሊ እዩ። ይኹን እምበር፡...
ሰራዊት ኡጋንዳ ኣብ ልዕሊቲ ካብ ምብራቓዊ ክፋል ዴሞክራስያዊት ሪፓብሎክ ኮንጎ ዝንቀሳቐስ ዕጡቓት ጥምረት ዴሞክራስያዊ ሓይልታት ADF ዝተባህለ...
ባርባዶስ: ንንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ: ብወግዒ ካብ መሪሕነት ሃገር ብምእላይ ሪፓብሊክ ምዃና ኣዊጃላ። እዚ ወግዓዊ ስግግር ኣብ ርእሰ...
ሲሶ ዝኾና ሰራሕተኛታት ባይቶ ኣውስትራልያ: ጾታዊ ምትንኻፋት ከም ዝወርደን ሓደ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። ኣባል ስታፍ ባይቶ ነበር: ብሪታኒ...
ቦትስዋና ድሕሪ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ካልኣይቲ ሓድሽ ዓሌት ኮቪድ -19 ኦሚክሮን ዝተረክባ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኮይና ኣላ። ብጠቕላላ 19...
ቀዳማይ ሚኒስተር ንምምዛዝ፡ ወሃብ ቃል ባይቶ ሽወደን (ፕረዚደንት)፡ ምስ መራሕቲ ውድባት ብምርኻብ፡ ንቀዳማይ ሚኒስተርነት ዝኸውን ሕጹይ ብምርቋሕ፡...
ደቀንስትዮ ኣብ ድራማ ተሌቪዥን ከይቀርባ መንግስቲ ጣሊባን ዘውጽኦ ሓድሽ ሕጊ ከልኪሉ’ሎ። ብዘይካዚ ደቀንስትዮ ጋዜጠኛታትን ኣቕረብቲን ተሌቪዥን እታ...
ዳጌንስ ኒሄተር ከምዝጸብጸቦ፡ ካብ ሕጂ ንደሓር፡ ብሞፔድ ዝንቃሳቐሱ ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ዩኒፎርም ዝተኸድኑ ኣባላት ፖሊስ፡ ኣብ ኩሉ...