ሓደ ሓደ ብመንግስቲ ዝረአዩ ዛዕባታት ካብቶም ካልኦት ጉዳያት ንላዕሊ ዝተሓላለኹ ዝኾኑሉ ግዜ ኣሎ። ከምዚ ኩነታት ምስዘጋጥም፡ መንግስቲ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ዩክሬን እናበኣሰ ዝመጽእ ዘሎ ውጥሪ ምኽንያት ብምግባር: ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደንን መዘናኡ ሩስያዊ ፑቲንን ጽባሕ ሰሉስ...
ናይ ዝቕጽል ዓመታዊ ባጀት ናይ ማእከላይ መንግስቲ ንምድላው፡ ክሳብ ሓደ ዓመት ዝወስድ ጉዳይ እዩ። እቲ መስርሕ፡ ሚኒስተር...
ነፍሲ ወከፍ ሚኒስትሪ፡ ነቶም ብመንገዲ ባይቶን መንግስትን ውሳኔ ንዝተበጽሐሎም ዋኒናት ንምትግባር ኣብ ልዕሊ ዝተወሰኑ መንግስታዊ ትካላትን በዓል...
በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ 20 ሽሕ ዝኸውን መልሲ ዘይተዋህበሎም ናይ ዓማዊል ኤሌክትሮኒካዊ ደብዳቤታት (e mail) ኣብ ኢዱ...
ብኻልእ መገዲ ኪረአ ከሎ፡ ኣብ ፍጥረት ፍልይ ዝበለ፡ ካብቲ ልሙድ ሕጊ ዝወጸ ፍጻመታት ወይ ክስተታት ወይ ባህርያት...
መንግስታዊ ቤት ጽሕፈታት (Government Offices) ከም ሓደ ኣካል ናይ መንግስቲ ዝዓዪ ኮይኑ፡ ነቲ መንግስቲ ኣብ ከይዲ ምሕደራ...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ፡ ነቲ ድሕሪ 15 ሳምንቲ ጥንሲ ድቂ ከይንጸል ዝድንግግ ሕጊ ሚሲሲፒ ብምድጋፍ፡ ካብዚ ግዜ...
ኣብቶም ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ኣብ ዝጋብኡ (ዝሳለጡ) መንግስታዊ ዋዕላታት፡ መንግስቲ ኣብ ኩሎም መንግስታዊ ውሳኔታት ናይ ሓባር...