ሚኒስተር ኢሚግሬሽን ቤልጄም ኣባላት ዳዕሽ ኢኹም ተባሂሎም እተኸሱ ክልተ ዜጋታት ምስ ሽዱሽተ ደቆም ካብ ሶርያ ክምለሱ ንዝእዝዝ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ቫርበሪ እትርከብ ሰበይቲ ኣብ ጥሪ 2017 ናይ ጒጅለ መንበሪ እኳ እንተቐረበላ ዘይምቕባላ ተገሊጹ። መርማሪ ኣገልግሎት ጥዕናን...
ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ኢራናውያን ደቀንስትዮ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ሃገራዊ ስታድዬም ጤህራን ክጻወታ እየን። ብመሰረት ኣቦመንበር ፈደሬሽን ኩዕሶ...
ወዲ ትሽዓተ ዓመትጀርመናዊ ወለዱ ክህብዎ ብጽሑፍ ዝሓበሮም ህያብ ልደት ብዘይምርካቡ ንፖሊስ ምጥርዑ ተገሊጹ። ፖሊስ ናብቲ ዝተሓበሮም ኣድራሻ...
በዚ ቀዳም መዓልቲ ዝተገብረ መጥቃዕቲ ኣብ ከባቢ ጂዛን ሰሜን ካይሮን 40 ግብረሽበራውያን ከም እተቐትሉ እቲ መግለጺ ሚኒስትሪ...
ኣብ ሶርምላንድ ሓንቲ ነርስ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዌብሳይት-ዕርክነት ናይ እደልየኪ’የ መልእኽቲ ዝሰደደላ ሰብ ንምድላይ ኣብ መዝገብ ሕሙም...
እዚ ሕጊ ስካተቨርከት (ቤትጽሕፈት ቀረጽ) ጸሊም ሽቕለት ንኸጒድልን ምትላል ቀረጽን ንኽጠፍእ ከኽእሎ እዩ። ኣብ ትሕቲዚ ሕጊ ኩባንያታትን...
ብዙሓት ወነንቲ ስማርትፎን ኣብዚ መሳለጥያ ተጸሚዶም ዘሕልፍዎ ግዜ ብዙሕ ከም ዘሻቕሎም ተገሊጹ። ጉግል ከም ዝሓበሮ 70 ሚእታዊት...
ሓድሽ ስታቲስቲካዊ ሓበሬታ ከም ዘመልክቶ ኣብ መዓልቲ ሓድሽ ዓመት ነፍሰ ቕትለት ብዕጽፊ ይውስኽ። ኣብ ሓድሽ ዓመት ካብ...