እዚ ሓበሬታ ፖሊስ ዴንማርክ ካብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ እዩ ተረኺቡ። እታ ባቡር ብረቡዕ ንደሴታት ዴንማርክ ዘራኽብ ድልድል...
ሕግን ሕብረተሰብን
ፖሊስ ኣብ ሞልንዳል ክልተ ደቀንስይዮን ሓደ ሰብኣይን ብፈተነ ቅትለት ኸሲሶም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ኣለዉ። እቶም ፖሊስ...
ሓለዋ ገማግም ስፔይን ኣብ መዓልቲ ሓድሽ ዓመት 401 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒኑ። ኣፈኛ እቲ በዓልመዚ ከም...
ካብ ሃገረ ሽወደን እተረኽበ ሓድሽ መጽናዕቲ ከም ዘረጋግጾ ወልፊ ቁማር ዘለዎም ሰባት ነፍሰ ቕትለት ናይ ምፍጻም ተኽእሎኦም...
ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን ሽወደን ዝሓለፈ ዓመት 2018 ናይ ሓተትቲ ዑቕባ ናይ ምጽባይ ግዜ እኳ እንተጒደለ ብምኽንያት ምጉዳል...
ሎሚ ኣብ ዴንማርክ ዘጋጠመ ሓደጋ ባቡር ብዙሓት ክሞቱ እንከለዉ ሽሞንተ ናይ መቚሰልትን ሓደጋ በጺሕዎም ክብለ ኩባንያ መገዲ...
ጸብጻብ ሓጎስ ፍታሕ ዘላቒ ምዕባለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተባህለ ውድብ ንሽወደን ምስተን ቀዳሞት 10 ሕጒሳት ሃገራት ሰሪዕዋ።...
ኣብ ማልም ለይቲ ምድሪ ናብ ሓደ መስጊድ ተዂሲ ከም እተገብረ እንተኾነ ግና ምንም ሃስያ ዘይምብጽሑ ጋዜጣ ዴይሊ...
መንግስቲ ሽወደን ካብ በርማ ንእተፈናቐሉ ሕዳጣን ስደተኛታት እስላም ሮሂንጋያ ዝውዕል ናይ ሚእቲ ሚልዮን ክሮነር መዲቡ። እዚ ነቲ...
ኣውሮጳዊ ኮሚሽን ዘውጽኦ ጸብጻብ ከም ዘመልክቶ ካብ ኩለን ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት እቲ ዝተሓተ መጠን ሞት ብሓደጋ ትራፊክ...