ናይ ኢንተርነት ሌያቡ ናብ ስርዓተ መራኸቢ በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን ሴሮም ምእታዎም ተገሊጹ። ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ሽወደን ብዘይተፈልጡ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሴቭ ዘ ቺልድረን ዝተባህለ ትካል ብዙሓት ቆልዑ ሽወደን ኣእምሮኣዊ ጥዕናኦም ኣብ ዝፈታተን ኣስጋኢን እናዓበየን ዝመጸ ኲነታት ምህላዎም...
ትማል ንግሆ ሓንቲ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ዝወረዳ ሰበይቲ ናብ ሆስፒታል እተብጽሕ ዝነበረት ኣምቡላንሳ መምርሒ ፍቓድ ብዘይብሉ...
እዚ ማለት ብ ክልተ ደሞዝ ብምውሳድ ክኽሰስ ይኽእል’ዩ ክትብል ጋዜጣ Aftonbladet ሎሚ ጸብጺባ። ብመሰረት እታ ጋዜጣ Valmark...
ወናኒ መዐደል ነዳዲ ፕሪም (Preem) ዝኾነ ብዓል ሃብቲ መሓመድ ሑሴን ኣልዓሙዲ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተለቂቁ። ወሃቢ ቃል...
ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ሽወደን ናይ ሓንቲ ሰበይቲ ጒዳይ ብሸለልትነት ብምሓዝ ንሓደ ዓመት ክደናጐ ብምግባሩ ካብ ትካል ተጣባቒ ፍትሒ...
ሽወደናዊ ዜግነት ንዝሓቱ ሰባት ናይ ቋንቋ ፍልጠቶም ዝዕቅን መርመራ ክወሃቦም ምዃኑ እውን ገሊጹ’ሎ። እዚ ውሳነ ሊበራላዊ ሰልፊ...
ነዞም ስድራቤታት ካብ ሕብረተሰብ ምንጻል ኣብኡ ንዝዓብዩ ቆልዑ ብፍላይ ግዳይ ብምግባር ኣሰር ኣቦታቶም ንኽስዕቡ ዝገብር እዩ ይብሉ...
እዛ ሰበይቲ ዝሓለፈ ሰኑይ ካብ መውዓሊ ህጻናት ዮተበሪ ናጽላ ክወጽእ ጌራ’ያ ብዝብል እያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትያ...
ብመሰረት ጸብጻብ ጋዜጣ Expressen እዚ ኣብ Sala ዝቕመጥ ሰብኣይ ክልተ ደቁ ድሕሪ ምቕታል እዩ ነፍሰ-ቕትለት ፈጺሙ። እቲ...