ብዓርቢ ኣብ ክራይስትቸርች ኣብ ዝተኻየደ ጃምላዊ መቕተልቲ ኣስላም ብህይወቱ ዝወጸ ሰብ በዓልቲ ቤቱ እኳ እንተተቐትለት ንቐታሊ ይቕረ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ዓርቢ ኣብ መሳጊድ ክራስትቸርች ኒውዚላንድ ኣብ ዝተገብረ መጥቃዕቲ 50 ሰባት ሞይቶም ካልኦት ዓሰርተታት ድማ ቈሲሎም ኣለዉ። ሓደ...
ብልጽግና፡ ንቕሓት ብዝተሓወሶ ጻዕሪ ኣንጻር ኩሉ መሰናኽላት ህይወት ገጢምካ ዕውት ብምዃን ዝረጋገጽ መደያይቦ ዕብየት እዩ። ብኻልእ ኣዘራርባ...
ኣብ ኒውዚላንድ ኣብ ክልተ መሳጊድ ክራይስትቸርች ብዝተፈጸመ ቅትለት 49 ሰባት ድሕሪ ምሟቶም ኣብ ሽወደን ናይ ዓርቢ ሰላት...
ቀዳማይ ሚኒስተር Stefan Löfven ነቲ ኣብ ክራይስትቸርች ኒውዚላንድ እተፈጸመ ቅትለት ንጹሃን ኣስላም ኮኒንዎ። ንሱ ብዓርቢ ኣብ ዝሃቦ...
ሓሙስ ኣብ ፈለማ ሰዓታት ወጋሕታ ናብ ታሽዓይ ክፍሊ ተመሃሮ ወረቐት መርመራ ብቐጥታ ምዝራቚ ተገሊጹ። ኣቐዲሞም ተመሳሰልቲ ምዝራቚ...
መዓርፎ ነፈርቲ Arlanda ስቶክሆልም ኣብ ልዕሊ ቦይንግ ማክስ 737 ብዝተገብረ እገዳ 20 ዝኾና በረራታት ከም እተኣጓጐላ ገሊጹ።...
ኣብ ክራይስትቸርች ኒውዚላንድ ኣብ ክልተ መሳጊድ ብዝተገብረ ናይ ተዂሲ ኣርብዓን ትሽዓተን ሰባት ምሟቶምን እዚ ኣብ ታሪኽ እታ...
ኣብ ልዕሊ ኣቦይ ዝዘንብ ዘሎ ክሲ ጾታዊ ዓመጽ ክከላኸል ግደ የብለይን ክትብል ጓል ማይክል ጃክሰን ፓሪስ ጃክሰን...
ባይቶ ብሪጣንያ ነቲ ብቐዳመይቲ ሚኒስተር እታ ሃገር ተረሳ መይን ኣባላት ሃውስ ኦቭ ኮመንስ ንዝቐረበ ዝተመሓየሽ ሕጊ ንምጽዳቕ...