ኣሽሓት ትቓወምቲ ሰልፈኛታት ሱዳን ኣብ ወርሓ ታሕሳስ ካብ ዝጅምሩ ንደሓር ኣብ ታሪኽ ዘመነ ኣልበሽር እቲ ዝዓበየ ዝበሃል...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ሽወደን ሃገራዊ ምርጫ ካብ ዝካየድ ሻብዓይ ወርሑ ሒዙ’ሎ። ይኹን’ምበር ሰብ Falun ሰንበት ኣብ መዓልቲ ምርጫ ሳንዱቕ...
ፓስፖርትን ወይ ወረቐት መንነት እንድሕር ተመልክት ኣሎኻ ኴንካን ናይ ኣገልግሎት ካርድ እንድሕር ኣሎካ SIS ዝብል ምልክት ክግበረሉ...
ገለ መርበባት ሓበሬታ በባህርያዊ ቀመማት እተዳለወን ናይ ሰብኡት ጾታዊ ጸዓት ዝውስኽ ናይ ሓሶት መድሃኒት ይሸጡ ምህላዎም ሓደ...
ናብ ኣገዳሲ ቆጸራ ንምርካብ እናተዳሎኻ ሃንደበት ብርቱዕ ማይ ክሃርም ጀሚሩ ንበል፡፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ እዩ ብርግጽ፡፡ ክንዲ ዝጠልቀኹ...
ገለ ካብ ትሕዝቶ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- 1. ፍሉይ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ዉሕሃ ንኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ወሲኽካ...
እዚ ኣዋጅ ንዝሓለፉ 30 ዓመታት ከም ሓድሽ ሕጊ ተኣሚሙ ዝጸንሐ እዩ፡ ብመሰረት እዚ ሓድሽ ሕጊ ድሙን ካልኦት...
ተገዳስነት ተገዳስነት ንዝብል ቃል ብመንጽር ብልጽግና ክንርእዮ ከለና ነቲ እንሰርሖ ስራሕ ምፍቃር ማለት እዩ። ምኽንያቱ ብልጽግና ብስራሕ...
ጠበቓኡን ስድራኡን ኣብ ኢትዮጵያ ንዕረፍቲ ምስ መጸ ብ ፖሊስ ከም እተታሕዘ እዮም ዝኣምኑ። ኣካያዲ ህዝባዊ ርክባት ሚኒስትሪ...
SVT ሽወደን ሓሙስ ምሽት ፕሮግራም ኦፒንዬን ካብ ላዕለዋይ ደረጃ ቤትትምህርቲ Saskatchewan ብቐጥታ ከተመሓላልፍ እያ። ኣብዚ ፕሮግራም ዓቃባዊ...