ኣፕሳላ ኣብ ምቅላስ ምልዋጥ ክሊማ ካብ ከተማታት ሽወደን እታ ዝበለጸት ተባሂላ’ላ። ስዒበን ከተማታት ሱንድቫልን ክሪስታንድሳትን ተሰሪዐን ኣለዋ።...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሰብመዚ ኣኽባር ሕጊ ሽውደን ኣባላት ዳዕሽ ብዝኾኑን ኣብ ሶርያን ዒራቕን ከቲቶም ብዝጸንሑ ሽወደናውያን ሰብ ብረት ኣብ ልዕሊ...
ብመሰረት ፓርላማ ሽወደን ንምጥራንፍ ስድራቤት ዝምልከት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ጉዳይ ግዚያዊ ሕጊ ዑቕባ 2016 ከምዘለዎ ንኽልተ...
ብመሰረት ጸብጻባት ተሌቪዥን ሽወደን እዚ ኣብ ክሊ ዕድመ ኣርብዓ ዝርከብ ሰብኣይ ኣብ ብዙሓት ኣቐዲሙ ዝተቘጽረለን ኣብያተ ትምህርቲ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ስቲፈን ሉፈን ገበርቲ ገበን ክቕጽዑ ምዃኖም ብምምልካት ኲሎም ዜጋታት ኣንጻር ጎነጽ ደው ክብሉ ኣተሓሳሲቡ። እዚ...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሽወደን ሚካኤል ዳምፐሪ (Mikhail Damperi) ብዓርቢ መዓልቲ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ከተማ ሌኮንቢን ምፍንጃር ድሕሪ...
ዎርልድ ቫልዩ ሰርቨይ ዝገበሮ መጽናዕቲ ከም ዘመልክቶ 53 ሚእታዊት ስደተኛታት ሽወደናዊ ዜግነት ምሓዞም” ኣዝዩ ከም ዘሐብኖም” 24...
ብናስሮቪች Nature ንነፍሲ ወከፍና ብስምና እያ ትፈልጠና። ነዚ ዝኸውን ማእለያ ዘይብሉ ሳየንሳዊ መርትዖታት ኣሎ። ካልእስ ይትረፍ ኣሰር...
ፖሊስ ሽወደን ን ሓደ ኣብ ማእከል መዋፈሪ ባቡራት ከተማ ማልሞ ቦንባ ክፈንጅር እየ ኢሉ ዘፈራርህ ንዝነበር ሰብ...
ብመሰረት ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ እዋን ፖሊስ ኣብ ማልም 850 ማእከላት መሰልጠኒ ቦታታት መዲቦም እኳ እንተነበሩ እቲ...