ኣብ ኣመሪካ ምስ ሓንቲ ትሕቲ ዕድመ ጾታዎ ርክብ ዝፈጸመ ናይ ፊልም ተዋሳኣይ ካብ ማእሰርቲ ክፍኖ 1.8 ሚልዮን...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣመሪካዊ ተጻዋታይ ሙዚቃ ራፕ ኣሳፕ ሮኪ ጒዳዩ ብቤትፍርዲ መዓልቦ ክሳብ ዝረክብ ኣብ ቤትማሕቡስ ክጸንሕ ብቤት ፍርዲ ሽወደን...
ሄሊኮፕተር ፖሊስ ኖርዌይ ናብ ክሊ ኣየር ሽወደን ብምጥሓሳ ሸወድን ከሲሳታ። ሚኒስትሪ ጒዳያት ሽወደን ሓንቲ ሄሊኮፕተር ፖሊስ ኖርዌይ...
ፖሊስ ሽወደን ሕሳብ ጥርጡራት ገበን ኣብ ምድስካል ካብ ካልኦት ሃገራት ሓገዝ ይረኽቡ’ኳ እንተኾኑ ካልኦት ተመሳሳሊ ሓገዝ እንክሓታ...
ፖሊስ ሽወደን ገጽ ገበነኛታት ዘለሊ ቴክኖሎጂ ከተኣታትዉ ድሌት ከም ዘለዎምን ኣብ ዝሓለፈ ሚያዝያ ፈተነ ምክያዶምን ገሊጾም። ብመሰረት...
ፕረሲደንት ዶንልድ ትራምፕ ብጒዳይ ኣመሪካዊ እሱር ተጻዋቲ ራፕ ኣሳፕ ሮኪ ንሕጊ ሽወደን ድሕሪ ምንቃፉ እዩ ሎቨን ከምዚ...
ጒዳይ ምስ ክልተ ርእሱ እተኣስረ ራፐር ንምሕታት ኣመሪካ ምክትል ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ካርል ሪስ ናብ ሽወደን ምልኣኻ...
ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ኣገደስቲ ለውጢታት እዚ ሓድሽ ሕጊ ንምጥርናፍ ስድራቤት ዝምልከት ብይን ይርከቦ” ክብል ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ሽወደን...
ብመሰረት ፖሊስ እቶም ገበነኛታት ንዝተፈላለየ ዓመታት ዝተፈርዱ ኮይኖም 10 ካልኦት ብጠርጠራ ተታሒዞም ኣለዉ። ኣማኢት ኣሽሓት ዘይሕጋዊ ዕጸፋርስ...