ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣመሪካ ኣብ ኣርክቲክ ብዘለዋ ፖሊሲ ብትሪ ወቒሱዋ። ኣቐድም ኣቢሉ ኣብዚ ዓመት ምልዋጥ ክሊማ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ናብ ሓንቲ ሓዳስ ሃገር ምምጻእ፡ ንበጽሕታትን ቆልዑን ዓቢ ለውጢ የኸትል እዩ። ገለ ገለ እዋን፡ ቆልዑ ካብ ኣባጽሕ...
ሃገራዊ ፖሊስ ሽወደን ነቲ ብባይቶኣውያን ሰልፍታት ዝቐረበ ጒጅለኣዊ ገበናት ንሓዋሩ ንምዕጋት ተባሂሉ ንዝቐረበ ህጹጽ ዘተ ብሓጐስ ተቐቢልዎ።...
ኣብ ኣውራጃ ስቶክሆልም ብጥይት ዝተቐትሉ ሰባት 14 ምብጽሖም እዚ ኸኣ ምስቲ ናይ ዓሚ ዝተቐትሉ 11 ሰባት እንክወዳደር...
ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን ንመልመልቲ ዜጋታት ሽወደን ንዘይኮኑ ሰባት “ፍቓድ ስራሕ ትሸጡ ኣለኹም” ብዝብል ይኸሶም። ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን...
ትካል ሓባሲንብዓት (Ombudsmannen för rättvisa) (JO) ንኽልተ ኣኽበርቲ ሕጊ ብምጒዳል ስነምግባር ምኽሳሱ ተገሊጹ። ሓደ ካብዞም ተኸሰስቲ ኣብ...
ሽወደን ስም ኣልቦን ኣቐዲሙ ኣብ ጥቕሚ ውዒሉን ዝነበረ ካርድ ቴለፎናት ንምኽልካል ሓድሽ ሕጊ ንምፍጻም ኣብ ምቅርራብ ከም...
ኤምባሲ ሽወደን ኣብ ለንደን ዜጋታት ሽወደን ኣብ ብሪጣንያ ናይ መንበሪ ጠለብ ከቕርቡ ዓዲሙ። ብምኽንያት ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ገጽ ዘዘልያ ካሜራታት ጽኑዕ እገዳ ኣንቢሩ ተባሂሉ። ኣውሮጳዊ ሕብረት ሓንቲ ቤትትምህርቲ ሽወደን ሕጊ ምክልኻል...
መንግስቲ ቊጽሪ ካርድ ካብ ወረቐት መንነቶም ክሓብኣሎም ፖሊስ ሽወደን ሓሳብ ኣቕሪቦም። ፖሊስ ነዚ ዝሓተቱ ኣብ ጒጅለታት ገበን...