ብመስረት እቲ ኣብ ዝመጽእ ሓምለ 20 ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት ዝተኣታቶ ሓድሽ ሕጊ ኢሚግሬሽን ሽወደን እቲ ቅድሚ...
ሕግን ሕብረተሰብን
አጀንሲ ኢሚግሬሽን ሽወደን ኣብዚ ዓመት ዝኣተወን ብቚጽሪ ዝበዝሐን እተባህለሉ ምምልካት ዜግነት ኣመልኪቱ ውሳነክህብ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እዚ ዝኸውን...
ኣብ ላንድቨተር ሓደ ወዲ 5 ዓመት ሰብኣይ ንሓደ ወዲ 30 ዓመት ብተኹሲ ብረት ዝፈጸመሉ መጥቃዕቲ ብናይ ኣርባዕተ...
ኣብ ከተማ ቦረስ ኣብ ሓደ መንበሪ ገዛ ሓንቲ ሰበይቲ ሞይታ ከምዝተረኽበትን፣ ፖሊስ ንኣማዉታ እታ ግዳይ ኢደሰብ ኣሎዎ...
ኣብ ሽወደን ዘሎዉ የማናዉያን ሰልፍታት ክርስትያናዊ ደሞክራሲ፣ ሞደራት፣ ከምኡ እዉን ሽወደናዊ ደሞክራሲ፣ ፖሊስ ሽወደን ተወሳኺ ኣብ ልዕሊ...
ምሕሳው ነውሪ ኢዩ። ሓሶትን ስርቅን ከኣ ብሓደ ኢዩ ዚኸይድ። ህጻን ከሎኻ፡ ሓሳዊ ምስ እትኸውን፡ ብዘይ ፍቓድ ስድራኻ...
እቲ ካብ ስራሕ ናይ ዝተረፍካዮ ክፍሊት እንደገና ንኽተኣታቶ ብባይቶ ሽወደን ከምዝጸደቐ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።...
መንግስቲ ኖርወይ፡ መብዛሕትኦም እቶም እገዳታታ ናይ ኮሮና ቫይረስ፡ ካብ ሰዓት 11 ናይ ምሸት ጀሚሩ ከልዕሎም ምዃኑ ተፈሊጡ...
ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ እዋናት፡ ቁጽሪ መምርሒ ፍቓድ መኪነኦም ዝሰኣኑ ሰባት እናበዝሑ ከምዝመጹ ተፈሊጡ። ካብ ግቡእ ንላዕሊ ብናህሪ...