ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ምስ ማእከናት ዜና ሽወደን ኣብ ዝገብሮ ጋዜጣዊ ዋዕላ ካብ ጽባሕ ሮቡዕ ኣብ ተግባር ዝውዕል...
ሕግን ሕብረተሰብን
ህዝባዊ መጎዓዓዝያ ከተማ ስቶኮልም ካብ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ኩሉ ተጠቓማይ ብዳሕረዋይ መዓጹ ክድይብን ክወርድን ከምዘልዎ ተሓቢሩ።...
ምምሕዳር ኡደቫላ ካብ ሎሚ ሮብዕ ጀሚሩ ናይ ካልኣይ ድረጃን ትምህርቲ ናይ ዓበይትን ንኣስታት 2 ሰሙን ከምዝዕጸዋ ሓቢሩ።...
ኮሚሽነር ስደተኛታትን ጸጥታን ኣውሮጳዊ ሕብረት ዬልቫ ጆሃንሰን ኣውሮጳዊ ሕብረት ካብ ደሴታት ግሪኽ ብወለንታ ናብ ሃገሩ ንዝምለስ ስደተኛ...
ብሰንኪ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ጻዕሪ ምግታእ ተላባዒ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ዋላእኳ ዝተፈላለያ ሃገራት ዶባተን ናይ ምዕጻዉ...
ኣብ ዝሕጂ እዋን ኮሮና ቫይረስ ብፍጥነት ኣብ መላእ ክፈለ ዓለም ኣብ ዝላብዓሉ ዘሎ እዋን ቡዙሓት ቦታታት ጠንቂ...
ሚንስትሪ ትምህርቲ ኣና ኤክስትሮም ሎሚ ምሽት ንማእከናት ዜና ሽወደን ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሃብቶ ጋዜጣዊ ዋዕላ ንለብዳ ኮሮና...
በዓልመዚ ጥዕናን ምክልኻል ሓደጋን ፖሊስ ትራፊክ ሓደገኛ ኮይኑ እንተ ተሰሚዕዎ ነዚ መርመራ ክገድፎ ከም ዝኽእል ምምልካቱ ድማ...
እዚ አገዳ ሽወደን ዘላቶ ንኩለን ኣባል ሃገራት ዝምልከት ኮይኑ ኢቲ አገዳ ድማ ካብ ዓርቢ ፍርቂ ለይቲ ጀሚሩ...